ምርዓም/ምቕባል
ስነ-ሰብ
ሰረተ-ጥብቅና እምነት
ዘመነ ሃዋርያ
ዕርገት
ብርእሱ ዚነብር ህላዌ
ኢ-ዝሄራውነት/እዝጊ-ኣልቦኣውነት
ኢ-ዝሄራውያን/እዝጊ-ኣልቦኣውያን
ኢ-ዝሄራውነታዊ/እዝጊ-ኣልቦኣውነታዊ
ዕርቂ/ምሕረት
መበቈል/መተንእስ/ሱር መሰረት
እዮት
ሰውነት
ቀኖና
በዓል /ፍሰታ
ንጽህና/ብሞራል
ስነ-ክርስቶስ
ኑዛዜ
ስነ-ጽንፍለኻዊ መጎተ/ኮስሞሳዊ መጎተ
ኪዳን
ፍጥረት
ፍጥረታውያን
ጥቕሉል መጽሓፍቲ ምዉት ባሕሪ
ምግልጋል
ግልግል
ባህረ-መለኮት
መጋቢነት
መለኰት
መለኰተ-እዮት
ስነመለኮት
ሰረተ-እምነት
ኣድማሳዊ ኣቡን/ኣጽናፍ ኣቡን/ዓለምለኻዊ ኣቡን
ወደስደሳነት
ደግአ-ትንታነ
ሕሬት/ምርጫ
ኣብርሆት
ሰረተ-ፍልጠት/ኣምረ-ፍልጠት/ኤፒስቶሞሎጂ
ስነ-ምጽኣት
ፍልቀት
ዘገምታውያን/ፍልቀታውያን
ስቀል
ውስጥአ-ትንታነ
ህላወ/ህልወት
ዋራ/ትእውነት
እምነት
ውድቀት ሰብ
ቅድመ ስፍራ
ሓፈሻዊ ምግላህ/ሓፈሻዊ ምግላጽ
ሸብታ
መላእ-ምድሪ/ብዘላ-ምድሪ
ኣምላኽ/ፈጣሪ
ጸጋ
ሰረተ-ምህሮ ሓጢኣት/ስነሓጢኣት
ስነ-ኣፈታትሓ ቅዱስ ጽሑፋት/ፍትሐ-ቅዱስ ጽሑፋት
ስነ ሽዱሽተ መዓልታት ፍጥረት
ኣድማስ
ጥንሰ-ሓሳብ
ኣነ
ኣነነት
ስነ-ሓሳብ
ኣምልኾ ጣኦት
ኣብርሆት
ዘይተለዋዋጥነት
ተሰግዎ
ገይጋ-ኣልቦ
በደል/ኣበሳ
ስውጥታት
ድርኪት
ድሩኽ
ቅስሚ/ጣቋ ሒለት
ጽምደ-ዝምዳዊ
ጽድቂ
መሲሕ
ንኡሰ-ውኽሎ/ኑእሰ-መወክሎ/ኑእሰ-ውኽሎሎ/ንኡሰ-መወክሎ
ስነ-ምግባራዊ መጎተ
ኣዱንያኣዊ
ተፈጥሮኣዊ
ባህርያዊ
ነዊሕ ዝመዋእላ ምድሪ - ፍጥረታውያን
ከኣል-ኩሉ/ኩሉ ኸኣሊ
ነባር-ኣብኩሉ/ኣብ ኩሉ ዝርከብ
ኩሉ ፈላጢ/ፈላጥ-ኩሉ
ስነ-ህላዌኣዊ መጎተ/ስነ-ምዃናዊ መጎተ/ስነ-እዮታዊ መጎተ
ፓፒረስ
ብራና
ኣቡን
ቦር/ተሓላቕ ዓዲ/ኣባቦር/ኣባቦር ዓዲ
ፕላይዣውነት
ሰብነት/እንተና?/ትስብእቲ
ሰረተ-ምህሮ መንፈስ ቅዱስ/ስነመንፈስ ቅዱስ
ሙሻሎ
ሓሸካ/ሓሸካ ምግባር
ሕድገት
ስነ-ገጸልሳን
ምንጣቕ
ምብጃው
ተበጅዎ
ጣዕሳ
ምግላህ/ምግላጽ
ድሕነት
ቅድስና
ምድሓን
ሓጢኣት
ሰረተ-ምህሮ እግዚኣብሄር
1. እዝጊ/ጃንሃይ/1.ጃንሃይ- ብዘይካ ንኣምላኽ፡ ብኻልኦት ዘይድፈር፡ ዘይጥሓዝ ግዝኣት ንዝሓዘ ንምግላጽ ይውዕል። 2. እዝጊ ግና፣ ኣብቲ መንፈሳዊ መዳይ
ልኡላውነት
ብሕታዊ ምግላህ/ብሕታዊ ምግላጽ/ፍሉይ ምግላህ/ፍሉይ ምግላጽ
ተተን/ግዝኣት
ልዑል/ላዕለዋይ
ስነ-ዕላማዊ መጎተ/ስነ-ፍጻሜኣዊ መጎተ
ፈተና
ምልከ-እግዚ
ፍትሐ-እግዚ
ስነእግዚ/ስነመለኮት/ቲኦሎጊያ
ክልሰ-ሓሳብ
ደረት-ሰገር
ጥሕሰት
ስላሴ
ሓቅ / ሓቅ ዝዀነ [ንህያውን ንዘይህያውን። ንመረድኢ- ምሳሌ 20፡28]
ሓቅነት/ሓቅነት ዝዀነ
ብሓቅ
ሓቂ [ኣብ ህያው ዘይኰነ]
ሓቀኛ
ብሓቀኛነት= ምስ ህያው ዝዀነ፡ ዝውዕል
ዘላን {ንብዙሓት= ዘላናት}
ጽንፈለኽ / ኲለንታ
ዝቕወር [ቈር]፡ ቆር፡ ዝዓመቘ ክፍሊ ማያዊ ኣካል ኢዩ።
ኣደዳ
መናእ/ቀንዲ/ኣውራ
ዓለም/ዓለማዊ
ኣምልኾ
ሓጺር ዝመዋእላ ምድሪ - ፍጥረታውያን