Patriot
ቦር/ተሓላቕ ዓዲ/ኣባቦር/ኣባቦር ዓዲ

Definition:

ንሃገሩ ወይ ስለ ዓዱ/ ስለ ምድሩ ዝሓልፍ ወይ ዝመዉት። “ሞት ሰታሪ፡ ኣነ በዂሪ፡ ኣባቦር ኣነ፡ ንዑናይ ንሙት ከምዚ ካብ ኰነ። ” [ግጉይ ትግርኛ፡ ሓርበኛ! እዚ ቓል እዚ ካብ ኣምሓርኛ እተጨውየ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ኣብ ትግርኛ፡ ሓርበኛ ማለት ግና፡ ጸዋር ወይ ተሰካም ሓርቢ ማለት ኢዩ።]