Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

11 bible verses about

zion


መዝሙር 132:13 | 4 Helpful votes

እግዚኣብሄር ንጽዮን ሐርይዋ እዩ እሞ፣ መሕደሪኡ ኽትከውን በሀጋ

Translation | Context
ኢሳይያስ 60:14 | 3 Helpful votes

ደቂ ጠቓዕትኺ እናደነኑ ናባኺ ኺመጹ፡ እቶም ዝነዐቑኺ ዂሎም ድማ ናብ ትሕቲ ኣእጋርኪ ፍግም ኪብሉ እዮም እሞ፡ ከተማ እግዚኣብሄርጽዮን ናይ እስራኤል ቅዱስ፡ ኢሎም ኪሰምዩኺ እዮም።

Translation | Context
ኢሳይያስ 35:10 | 3 Helpful votes

እቶም እግዚኣብሄር እተበጀዎም ኪምለሱእልል እናበሉ ናብ ጽዮን ኪመጹ እዮም፡ ዘለኣለማዊ ሓጐስ ከኣ ርእሶም ኪኸልል እዩ፡ ደስታን ሓጐስን ኪረኽቡ እዮም፡ ጓህን እህህታን ኪሀድም እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 87:2 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄር ካብ ኵሉ ማሕደራት ያእቆብሲ ንደጌታት ጽዮን የፍቅር እዩ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 51:3 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄር ንጽዮን ኬጸናንዓ፡ ንዂሉ ዑናታታ ኼጸናንዕ፡ ንምድረ በዳኣ ኸም ገነትንበረኻኣ ድማ ከም ኣታኽልቲ እግዚኣብሄር ኪገብሮ እዩ እሞ፡ ደስታን ሓጐስን ምስጋናን ቃና መዝሙርን ኣብኣ ኺርከብ እዩ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 51:16 | 2 Helpful votes

ንሰማያት ክተኽሎምንምድሪ ኸኣ ክስርታንጽዮን ድማ፡ ንስኺ ህዝበይ ኢኺ፡ ክብልሲ ቓላተይ ኣብ ኣፍካ ኣንበርኩብጽላል ኢደይውን ከወልኩኻ

Translation | Context
ኢሳይያስ 35:6-10 | 2 Helpful votes

ሽዑ ሓንካስ ከም እራብ ኪሰርርልሳን እቲ ዓባስ ከኣ እልል ኪብል፡ ማያት ኣብ በረኻወሓይዝ ድማ ኣብ ምድረ በዳ ኺፍልፍል እዩ እሞ፡ ምድሪ ረመጨትሲ ቐላይ፡ ምድሪ ኣጻምእ ከኣ ዓይኒ ማያት ኪኸውን እዩ፡ እቲ ወኻሩ መሳፍሮ ዚገብራኦ ስፍራስ መብቈል ሰትን ሰልሰላን ሻምብቆን ኪኸውን እዩ። መገዲ ጽርግያ ኣብኣ ኽትከውን እያ፡ ቅድስቲ መገዲ ኽትበሀል እያ፡ ርኹስ ዘበለ ኣይኪሐልፋን እዩ፡ ንኣታቶም ጥራይ እያ፡ እቲ ብእኣ ዚኸይድ፡ ዓሻ እኳ እንተ ዀነ፡ ኣይኪጋገን፡ እዩ። ኣንበሳ ኣብኣ ኣይኪህሉን፡ ግርጉር ኣራዊት ኣይኪድይባን፡ ኣብኣውን ኣይኪርከብን እዩ፡ ድሑናት ደኣ ይመላለሱላ። እቶም እግዚኣብሄር እተበጀዎም ኪምለሱእልል እናበሉ ናብ ጽዮን ኪመጹ እዮም፡ ዘለኣለማዊ ሓጐስ ከኣ ርእሶም ኪኸልል እዩ፡ ደስታን ሓጐስን ኪረኽቡ እዮም፡ ጓህን እህህታን ኪሀድም እዩ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 52:2 | 2 Helpful votes

ኣቲ የሩሳሌምተጐጓኺ ንገፊተንስኢተቐመጢ። ኣቲ ምርኽቲ ጓል ጽዮንንማእሰርቲ ኽሳድኪ ፍትሕዮ።

Translation | Context
ዘካርያስ 2:10 | 2 Helpful votes

ኣቲ ጓል ጽዮን፣ እንሆ፣ እመጽእ አሎኹ፣ ኣብ ማእከልኪ ኸኣ ክነብር እየ እሞ፣ እልል በሎ ተሐጐሲውንይብል እግዚኣብሄር

Translation | Context
ሮሜ 9:33 | 2 Helpful votes

ስለምንታይከመዮእንሆ፡ ኣብ ጽዮን እምኒ መዓንቀፍን ከውሒ መንሳተትን ኤንብር አሎኹ፡ ብእኡ ዚኣምን ከኣ ኣይኪሐፍርን እዩ፡ ዚብል ጽሑፍ ዘሎ፡ ካብ ግብሪ እምበር። ካብ እምነት ስለ ዘይደልይዎብእምኒ መዓንቀፊ ተዓንቀፉ

Translation | Context
መዝሙር 84:5 | 2 Helpful votes

ሓይሎም ብኣኻ ዝዀነ፣ ብልቦም ንመገድኻ ዚሐስቡ ሰባት ብጹኣን እዮም።

Translation | Context