Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

13 bible verses about

vampires


ምሳሌ 30:14 | 28 Helpful votes

ነመሳኪን ካብ ምድሪንድኻታት ካብ ማእከል ደቂ ሰብ ምእንቲ ኺውሕጦምሲሰይፊ ዝስኑካራታት ዝዅርምቱ ወለዶ አሎ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 17:10-14 | 20 Helpful votes

ድማ ዝዀነ ሰብካብ ቤት እስራኤል ወይ ካብቶም ኣብ መንጎኦም ዚነብሩ ጓኖትደም ዘበለ እንተ በልዔ፡ ነታ ደም ዝበልዔት ነፍሲ ገጸይ ናብኣ ኽመልስ እየካብ ማእከል ህዝባ ኸኣ ክምንቊሳ እየነፍሲ ስጋ ኣብቲ ደም እዩ፡ ነታ ነፍሲ ዜተዐርቓ እቲ ደም እዩ እሞ፡ ኣነ ድማ ናብ ልዕሊ መሰውኢ ንነፍሳትኩም ኬተዐርቕ ኢለ ሀብኩኹም። ስለዚ ንደቂ እስራኤል፡ ካባኻትኩም ሓንቲ ነፍሲ እኳ ደም ኣይትብላዕኣብ መንጎኹም ዚነብር ጓናውን ደም ኣይብላዕበልኩ። ድማ ዝዀነ ሰብ ካብ ደቂ እስራኤል ወይ ኣብ መንጎኹም ካብ ዚነብሩ ጓኖት ዚብልዓ እንስሳ ወይ ዑፍ ሀዲኑ እንተ ሐዘነቲ ደም ይኽዐዎሓመድ ድማ ይኽደኖ። ነፍሲ ዂሉ ስጋስ፡ ንሱ እቲ ኣብ ነፍሱ ዘሎ ደሙ እዩ እሞ፡ ስለዚ ንደቂ እስራኤል ከኣ፡ ናይ ዝዀነ ስጋ ደም ኣይትብልዑ፡ በልክዎም። ናይ ኲሉ ስጋ ነፍሲ ደሙ እዩ እሞ፡ ዝበልዖ ዘበለ ኺምንቈስ እዩ

Translation | Context
ራእይ 16:6 | 9 Helpful votes

ደም ቅዱሳትን ደም ነብያትን ኣፍሲሶም እዮም እሞ፡ ንስኻ ድማ ኪሰትዩ ደም ሀብካዮምዚግብኦምውን እዩ፡ ኪብል ከሎ ሰማዕኩ።

Translation | Context
ዮኤል 1:6 | 5 Helpful votes

ቍጽሪ ዜብሉ ሓያል ህዝቢ ናብ ሃገረይ ደየበኣስናኑ ኣስናን ኣንበሳ እዩ፣ ከም ናይ ዋዕሮ ዝበለ ምንጋጋ ኸኣ አለዎ።

Translation | Context
1ይ ዜና መዋእል 11:19 | 5 Helpful votes

ንሱ፡ ህይወቶም ቀቢጾም ኣምጺኦምዎ እዮም እሞ፡ ደም እዞም ህይወቶም ዝቐበጹ ሰባት እዚኣቶምዶ ኽሰቲ እየ፧ ነዚ ምግባርስ ኣምላኸይ ካባይ የርሕቆበለ። ስለዚ ኺሰትዮ ኣይፈተወን። እቶም ሰለስተ ጀጋኑ እዚ ገበሩ

Translation | Context
ዘዳግም 12:23 | 5 Helpful votes

ደም ከይትበልዕ ጥራይ ጽናዕእቲ ደም ነፍሲ እዩ እሞ፡ ነፍሲ ምስ ስጋ ኣይትብላዕ

Translation | Context
ራእይ 17:6 | 4 Helpful votes

እታ ሰበይቲ ኸኣ ብደም ቅዱሳትን ብደም እቶም ምስክር የሱስን ሰኺራ ርኤኽዋ። ምስ ርኤኽዋ ኸኣ ብርቱዕ ምግራም ተገረምኩ

Translation | Context
ራእይ 9:8 | 4 Helpful votes

ከም ጸጕሪ ኣንስቲ ዝበለ ጸጕሪ ድማ አለዎኣስናኑውን ከም ኣስናን ኣናብስ እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 30:11-18 | 3 Helpful votes

ነቦኡ ዚረግምነዲኡ ኸኣ ዘይምርቕ ወለዶ አሎ። ርኽሰቱ ዘይተሐጽበስ፡ ኣነ ንጹህ እየ፡ ዚብል ወለዶ አሎ። ዕቡይ ዝዓይኑ፡ ኵሩዕ ዝቘላሕታኡ ወለዶ አሎ። ነመሳኪን ካብ ምድሪንድኻታት ካብ ማእከል ደቂ ሰብ ምእንቲ ኺውሕጦምሲሰይፊ ዝስኑካራታት ዝዅርምቱ ወለዶ አሎ። ዓለቕትስሀበኒ፡ ሀበኒ፡ ዚብላ ኽልተ ኣዋልድ ኣለዋኦ። ዘይጸግብ ሰለስተ እዮም፡ ኤረ ይኣክል ዝይብሉስ ኣርባዕተ እዮም፡ ሲኦልን ዘይትወልደ ማሕጸንን ማይ ዘይጸግብ መሬትን ይአኽለኒ ዘይብል ሓውን እዮም። እቲ ነቦኡ ዜባጭዎ ነዲኡ ኸኣ ከይእዘዛ ዚንዕቃንዓይኑ ኳዃት ርባ ኺጕጥጕጥዎጨጫዊት ንስሪ ኸኣ ኺበልዕዋ እዮም። ኣዝዩ ዚገርመኒ ሰለስተ ነገር አሎ፡ ኤረ ዘይፈልጦስ ኣርባዕተ እዩ፡

Translation | Context
ዘዳግም 32:17 | 3 Helpful votes

ኣምላኽ ንዘይኰኑ ኣጋንንቲንዘይፈልጥዎም ኣማልኽቲ፣ ኣቦታትኩም ንዘይፈርህዎም፣ ሕጂ ቕሩብ ንዝመጹ ሓደስቲ ኣማልኽቲ ሰውኡ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 15:28-29 | 2 Helpful votes

ብዘይ እቲ እተገብኤ፡ ማለት፡ ንጣኦታት ካብ እተሰውኤን ደምን፡ ካብ ሕኑቕን ዝሙትን ደኣ ኽትክልከሉ እምበር፡ ገለ ሓለፋ ጾር እኳ ኸይንጽዕነኩምንመንፈስ ቅዱስን ንኣናን ተራእዩና እዩ እሞ፡ ርእስኻትኩም ካብዚ እንተ ሐሎኹምጽቡቕ ክትረኽቡ ኢኹም። ደሓን ኩኑ

Translation | Context
ኤፌሶን 6:12 | 2 Helpful votes

እቲ ቕልስና ምስ ሕልቅነትን ስልጣናትን ምስ ናይ ጸልማት ገዛእቲ ዓለምን ምስ መናፍስቲ እከይን ኣብ ሰማያት እዩ እምበር፡ ምስ ስጋን ደምን ኣይኰነን እሞ፡ ንፍሕሶ ሰይጣን ምቅዋሙ ምእንቲ ኽትክእሉስኵሉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ

Translation | Context
ራእይ 1:3 | 2 Helpful votes

እቲ ዘመን ቀረባ እዩ እሞ፡ እቲ ነዚ ቓል ትንቢት እዚ ዜንብብን እቶም ዚሰምዕዎንነቲ ኣብኡ ተጽሒፉ ዘሎውን ዚሕልውዎን ብጹኣን እዮም።

Translation | Context