Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

7 bible verses about

vacation


ማርቆስ 6:30-32 | 28 Helpful votes

እቶም ሃዋርያት ድማ ናብ የሱስ ተኣከቡዝገበርዎን ዝመሃርዎን ከኣ ኣዛረብዎንምብላዕ እኳ ጊዜ ኽሳዕ ዚስእኑ፡ ዚመጹን ዚኸዱን ብዙሓት ነበሩ እሞ፡ ኣብ ጽምዊ ቦታ ብሕት ኢልኩም፡ ሓንሳእ ክትዓርፉ ንዑናይበሎምበይኖም ብጃልባ ናብ ጽምዊ ቦታ ኸዱ

Translation | Context
ሉቃስ 5:16 | 15 Helpful votes

ንሱ ግና ናብ በረኻ እናግለሰ ይጽሊ ነበረ።

Translation | Context
ማቴዎስ 11:28 | 11 Helpful votes

ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ

Translation | Context
መዝሙር 132:3-5 | 9 Helpful votes

ንሱ ንእግዚኣብሄር ከም ዝመሐለቦታ እግዚኣብሄርመሕደሪ ነቲ ናይ ያእቆብ ስልጡን ክሳዕ ዚረክብሲ፣ ብሓቂ ናብ ድንኳን ቤተይ ኣይኣቱን፣ ኣብ መንጸፍ ዓራተይ ኣይድይብንነዒንተይ ድቃስ፣ ንዀበሮ ዓይነውን ሰለምታ ኣይህብን፣ ኢሉ። ነቲ ናይ ያእቆብ ስልጡን ከም እተመባጽዔ፣ ዘክረሉ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 23:3 | 9 Helpful votes

ሹድሽተ መዓልቲ ዕዮ ይተዐየ፡ እታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ግና ንቕዱስ ኣኼባ ዚጽውዑላ ሰንበት ዕረፍቲ እያ። ገለ እኳ ዕዮ ኣይትዕየዩላ፡ ንሳ ኣብ ኲሉ ትነብርዎ ሰንበት እግዚኣብሄር እያ።

Translation | Context
መክብብ 3:13 | 8 Helpful votes

እምበአርሲ ሰብ እንተ በልዔን እንተ ሰተየን፡ ብኹሉ ጻዕሩ ጽቡቕ እንተ ረአየን፡ እዚውን ውህበት ኣምላኽ እዩ።

Translation | Context
ማርቆስ 2:27 | 8 Helpful votes

ሰንበት ደኣ እያ ምእንቲ ሰብ እተፈጥረት እምበር፡ ሰብሲ ምእንቲ ሰንበት ኣይኰነን

Translation | Context