Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

1 bible verses about

ufo


ህዝቅኤል 1:15-17 | 5 Helpful votes

እምብኣርሲ ነቶም እንስሳ ኽጥምት ከሎኹ፣ እንሆ፣ ሓደ መንኰርኰር ኣብ ምድሪ ኣብ ጥቓ እቶም እንስሳ ነንፍሲ ወከፍ በርባዕተ ገጾም ርኤኽዎም። ትርኢት እቲ መንኰርዅርን ኣሰራርሓኡን ከም ሕብሪ በሪሎስ ነበረ። ኣርባዕቲኡ ይማሳሰል ነበረ። ትርኢቱን ኣሰራርሓኡን ድማ እቲ ሓደ መንኰርኰር ኣብ ውሽጢ እቲ ሓደ መንኰአኰር ከም ዘሎ ይመስል ነበረ። ኪኸዱ ኸለዉ፣ በርባዕተ ወገኖም ይኸዱ፣ ምስ ዚኸዱ ድማ ኣይምለሱን ነበሩ።

Translation | Context