Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

10 bible verses about

the moon


መዝሙር 89:37 | 11 Helpful votes

ከም ወርሒ ንዘለአለም ይቐውም፣ ኣብ ደበና ዘሎ ምስክር ከኣ እሙን እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 8:3 | 9 Helpful votes

ንሰማያትካ፣ ነቲ ስራሕ ኣጻብዕካ፣ ንስኻ ዘቘምካዮምወርሕን ከዋኽብትን እንተ ጠመትኩ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 2:20 | 8 Helpful votes

እታ ዓባይን ግህድትን መዓልቲ ጐይታ ኸይመጸትጸሓይ ናብ ጸልማት ክትልወጥ እያ፡ ወርሒ ኸኣ ናብ ደም

Translation | Context
ሉቃስ 21:25 | 7 Helpful votes

ኣብ ጸሓይን ወርሕን ከዋኽብትን ከኣ ትእምርቲ ኪኸውን እዩ። ኣብ ምድሪውን ጸበባ ኣህዛብ ኪኸውን፡ ብደሃይ ባሕርን ማዕበልን ከኣ ዚገብርዎ ኺጠፍኦም እዩ።

Translation | Context
ዮኤል 2:31 | 6 Helpful votes

እታ ዓባይን መፍርሂትን መዓልቲ እግዚኣብሄር ከይመጸትጸሓይ ኣብ ጸልማትወርሒ ድማ ኣብ ደም ትልወጥ

Translation | Context
ኢሳይያስ 30:26 | 6 Helpful votes

በታ እግዚኣብሄር ንመስበርቲ ህዝቡ ዚዘንላ፡ ንቚስሊ መውቃዕቱ ዜሕውየላ መዓልቲ ኸኣ እቲ ብርሃን ወርሒ ኸም ብርሃን ጻሓይ ኪኸውን፡ ብርሃን ጸሓይ ድማ ሾብዓተ ዕጽፊ ኸም ብርሃን ሾብዓተ መዓልቲ ኪኸውን እዩ።

Translation | Context
ዘፍጥረት 1:14 | 5 Helpful votes

ኣምላኽ ድማ፥ ንመዓልቲ ኻብ ለይቲ ዚፈልዩ ብርሃናት ኣብ ጠፈር ሰማይ ይኹንንዘበናትን ንመዓልታትን ዓመታትን ከኣ ንመፈለጥታ ይኹን

Translation | Context
ራእይ 6:12 | 4 Helpful votes

ነቲ ሳድሳይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ ርኤኹ እሞ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነጸሓይ ከም ወጮ ጸለመትወርሒውን ብዘላ ኸም ደም ኰነት

Translation | Context
ዮኤል 2:10 | 4 Helpful votes

ምድሪ ኣብ ቅድሚኦም ራዕራዕ ትብል፣ ሰማያት የንቀጥቅጥጸሓይን ወርሕን ይጽልምታከዋኽብቲ ከኣ ብርሃኖም ይኽውሉ

Translation | Context
ኣሞጽ 5:8 | 4 Helpful votes

እቲ ንሾብዓተ ኸዋኽብትን ንኦርዮንን ዝገበረ፡ ንድነ ሞት ናብ ወጋሕታ ዚልውጦ ንመዓልቲ ኸኣ ግብ ዝበለ ለይቲ ዚገብሮ፡ ንማያት ባሕሪ ዚጽውዖ፡ ናብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ድማ ዚኸዕዎ፡ ኣብ ልዕሊ ዕርዲ ጥፍኣት ኪመጽእስ፡ ነቲ ሓያል ብድምገት ጥፍኣት ዜውርደሉ፡ ስሙ እግዝኣብሄር እዩ እሞ ድለይዎ።

Translation | Context