Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

spring


መሃልየ መሃልይ 2:11-12 | 56 Helpful votes

እንሆ፡ ክረምቲ ሐሊፉዝናም ዛርዩተወዲኡዕምባባታት ኣብ ምድሪ ተራእየጊዜ መዝሙር በጽሔ፡ ድምጺ ባሬቶ ኸኣ ኣብ ምድርና ተሰምዔ

Translation | Context
ሆሴዕ 6:3 | 13 Helpful votes

ንእግዚኣብሄር ንፍለጦክንፈልጦ ድማ ንስዐቦምውጻኡ ኸም ወጋሕታ ርግጽ እዩ፣ ንሱ ኸም ዝናም፣ ከምቲ ንምድሪ ዜጥልል ዝናም ጽብሓት ናባና ኺመጽእ እዩ።

Translation | Context
ዘፍጥረት 1:14 | 10 Helpful votes

ኣምላኽ ድማ፥ ንመዓልቲ ኻብ ለይቲ ዚፈልዩ ብርሃናት ኣብ ጠፈር ሰማይ ይኹንንዘበናትን ንመዓልታትን ዓመታትን ከኣ ንመፈለጥታ ይኹን

Translation | Context
ምሳሌ 16:15 | 6 Helpful votes

ገጽ ንጉስ እንተ በርሄህይወት እዩ፡ ሞገሱ ኸኣ ከም ደበና ጽብሓት እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 104:10 | 4 Helpful votes

አብ ሽንጭሮታት ዓይኒ ማያት ኣንታዕካ፣ ኣብ መንጎ አኽራን ይውሕዛ

Translation | Context