Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

10 bible verses about

sleep


ምሳሌ 3:24 | 23 Helpful votes

እንተ ተገምሰስካ ኣይክትብህርርን ኢኻ፡ በጥ ክትብል ኢኻ፡ ድቃስካውን ኪጥዕም እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 4:8 | 19 Helpful votes

እግዚኣብሄር፣ ንስኻ በይንኻ ኢኻ ብደሓን እተሕድረኒ እሞ፣ ብሰላም እግምሰስን እድቅስን አሎኹ።

Translation | Context
መዝሙር 127:2 | 13 Helpful votes

ኣንጊህኩም ምትንሳእኩምኣምሲኹም ምድቃስኩምእንጌራ ጻዕሪ ምብላዕኩም ከንቱ እዩ፣ እዝስ ንፍቁራቱ ደቂሶም ከለዉ ይህቦም እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 20:13 | 6 Helpful votes

ድኻ ምእንቲ ኸይትኸውን፡ ድቃስ ኣይትፍቶነዒንትኻ ቋሕ ኣብለን፡ ሽዑ እንጌራ ኽትጸግብ ኢኻ።

Translation | Context
መዝሙር 3:5 | 4 Helpful votes

ተገምሰስኩ ደቀስኩውንእግዚኣብሄር ይድግፈኒ አሎ እሞ ነቓሕኩ

Translation | Context
ምሳሌ 6:10 | 4 Helpful votes

ሓንሳእ ምድቃስሓንሳእ ከኣ ምትካስሓንሳእ ምእንቲ ኽትዐርፍውን ኣእዳውካ ምምስቓል

Translation | Context
ምሳሌ 6:9 | 4 Helpful votes

ኣታ ሃካይክሳዕ መኣዝ ኢኻ በጥ እትብል፡ መኣዝከ ኢኻ ኻብ ድቃስካ እትትንስእ

Translation | Context
መዝሙር 132:4-5 | 3 Helpful votes

ንሱ ንእግዚኣብሄር ከም ዝመሐለቦታ እግዚኣብሄርመሕደሪ ነቲ ናይ ያእቆብ ስልጡን ክሳዕ ዚረክብሲ፣ ብሓቂ ናብ ድንኳን ቤተይ ኣይኣቱን፣ ኣብ መንጸፍ ዓራተይ ኣይድይብንነዒንተይ ድቃስ፣ ንዀበሮ ዓይነውን ሰለምታ ኣይህብን፣ ኢሉ። ነቲ ናይ ያእቆብ ስልጡን ከም እተመባጽዔ፣ ዘክረሉ።

Translation | Context
መዝሙር 121:3-4 | 2 Helpful votes

ንሱ ንእግርኻ ኣየሰናኽልንሓላዊኻ ኣይታኸስን። እንሆ፣ እቲ ንእስራኤል ዚሕሉ ኣይታኸስን ኣይድቅስን እዩ።

Translation | Context
ማቴዎስ 8:24 | 2 Helpful votes

እንሆ ኸኣ፡ ማዕበል ነታ ጃልባ ኽሳዕ ዜጐልብባ፡ ኣብቲ ባሕሪ ዓብዪ ምንዋጽ ኰነ። ንሱ ግና ደቂሱ ነበረ።

Translation | Context