Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

9 bible verses about

sheol


መክብብ 9:10 | 2 Helpful votes

ኣብቲ እትኸዶ ሲኦልሲ ዕዮን ሓሳብን ፍልጠትን ጥበብን የልቦን እዩ እሞ፡ ኢድካ ኽትገብሮ እተረኽቦ ዘበለ ዅሉ ብሓይልኻ ግበሮ

Translation | Context
ዮናስ 2:2 | 2 Helpful votes

ዮናስ ኣብ ከብዲ ዓሳ ዀይኑ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኹ ጸለየ

Translation | Context
መዝሙር 86:13 | 2 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኸይሳህልኻ ንኣይ ዓብዪ እዩ፣ ንነፍሰይውን ካብ መዓሙቚ ሲኦል ኣውጺእካያ ኢኻ እሞ፣ ብምሉእ ልበይ ከመስግነካስምካውን ንዘለአለም ከኽብር እየ።

Translation | Context
መዝሙር 16:10 | 2 Helpful votes

ንነፍሰይ ኣብ ሲኦል ኣይትሐድጋንቅዱስካውን ጥፍኣት ኪርኢ ኣይትፈቅድን ኢኻ እሞ፣ ስለዚ ልበይ ይሕጐስክብረይ እልል ይብልስጋይውን ኣብ ጽኑዕ ኪሐድር እዩ።

Translation | Context
እዮብ 14:13 | 2 Helpful votes

ኣየቊጥዓኻ ኽሳዕ ዚሐልፍሲእንተ ትስውረኒ፡ ኣብ ሲኦል እንተ ትሐብኣኒመዓልቲ ቘጸራ እንተ ትውስነለይ እሞ፡ ብድሕሪኡ እንተ ትዝክረኒ

Translation | Context
ሆሴዕ 13:14 | 2 Helpful votes

ካብ ኢድ ሲኦል ኤድሕኖም፣ ካብ ሞት እብጀዎም። ኣታ ሞትፌራኻ ኣበይ አሎ፡ ኣታ ሲኦልጥፍኣትካ ኣበይ አሎ፡ ጣዕሳ ካብ ኣዒንተይ ተሐብኤት

Translation | Context
ዘፍጥረት 37:35 | 2 Helpful votes

ኵሎም ኣወዳቱን ኵለን ኣዋልዱን ድማ ኬጸናንዕዎ ተንስኡ። ንሱ ግና ምጽንናዕ ኣበየብሓዘን ናብ ወደይ ናብ ሽኦል ክወርድ እየ፡ ድማ በለኣቦኡ ኸኣ በኸየሉ

Translation | Context
ሉቃስ 16:23 | 2 Helpful votes

ኣብ ሲኦል ኣብ ስቓይ ኰይኑዓይኑ ቛሕ ኣቢሉ፡ ንኣብርሃም ኣብ ርሑቕንኣልኣዛርውን ኣብ ሕቝፉ ረአየ

Translation | Context
መዝሙር 55:15 | 2 Helpful votes

እከይ ኣብ ማሕደሮምን ኣብ ውሽጦምን አሎ እሞ፣ ሞት ብድንገት ይምጽኣዮም፣ ብህይወቶም ከለዉ ናብ ሲኦል ይውረዱ

Translation | Context