Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

8 bible verses about

seers


1ይ ቈረንቶስ 2:13 | 11 Helpful votes

ንሕና ኸኣ መንፈሳዊ ነገር ምስ መንፈሳዊ እናኣሰማማዕናመንፈስ ቅዱስ ብዚምህረሉ ቓል እምበር፡ ጥበብ ሰብ ብዚምህረሉ ቓል ኣይኰንናን እንዛረብ ዘሎና።

Translation | Context
ኣሞጽ 3:7 | 8 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽሲ ምስጢር ንባሮቱ ነብያት ከይገለጸሎምገለ እኳ ኣይገብርን እዩ።

Translation | Context
2ይ ዜና መዋእል 9:29 | 7 Helpful votes

እቲ ዝተረፈ ናይ ሰሎሞን ነገርቀዳማዩን ዳሕራዩን፡ ንሱ ኣብ ዛንታ ነብዪ ናታንን ኣብ ትንቢት ኣሒያ እቲ ሺሎናውን ኣብ ራእይ የዕዶ ብናይ የሮብዓም ወዲ ናባጥ ዝረኣዮዶ ተጽሒፉ ኣየሎን፧

Translation | Context
2ይ ዜና መዋእል 33:19 | 6 Helpful votes

ድማ ብዛዕባ ጸሎቱን ከመይ ከም እተሰምዔን፡ ብዛዕባ ዂሉ ሓጢኣቱን ክሕደቱን፡ ብዛዕባ እተን፡ ርእሱ ኸየዋረደ ኸሎበረኽቲ ዝሰርሓለንን ኣስታርቴታትን ምስልታትን ዘቘመለንን ቦታታት፡ እንሆ፡ ንሱ ኣብ ዛንታ ሖዛይ ተጽሒፉ አሎ።

Translation | Context
1ይ ዜና መዋእል 29:29 | 5 Helpful votes

እቲ ናይ ንጉስ ዳዊት ነገራትቀዳሞትን ዳሕሮትን፡ ንሳቶም ኣብ ዛንታ ሳሙኤል እቲ ረኣዪን ኣብ ዛንታ ነብዪ ናታንን ኣብ ዛንታ እቲ ረኣዪ ጋድን ተጽሒፎም ኣለው።

Translation | Context
2ይ ዜና መዋእል 12:15 | 4 Helpful votes

እቲ ግብርታት ሮብዓም ግና፡ እቶም ቀዳሞትን እቶም ዳሕሮትን፡ ንሱ ኣብታ ናይ ነብዪ ሸማዕያን ናይ ረኣዪ ዒዶን ዛንታዶ ኸምቲ ኣገባብ መጽሓፍ ወለዶ ተጽሒፉ ኣየሎን፧ ኣብ መንጎ ሮብዓምን የሮብዓምን ድማ ኲሉ ዘመን ውግእ ነበረ።

Translation | Context
ዘዳግም 4:2 | 4 Helpful votes

ነዚ ኣነ ዝእዝዘኩም ዘሎኹ ትእዛዛት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ምእንቲ ኽትሕልዉ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣነ ዝእዝዘኩም ነገር ኣይትወስኹ፡ ካብኡ ኸኣ ኣይትነክዩ።

Translation | Context
2ይ ጴጥሮስ 1:21 | 4 Helpful votes

ትንቢትሲ ቅዱሳት ሰባት እዮም ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ካብ ኣምላኽ እተዛረብዎ እምበር፡ ከቶ ብፍቓድ ሰብ ኣይመጸን

Translation | Context