Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

respecting those in leadership


እብራውያን 13:17 | 31 Helpful votes

ንመራሕትኹም ተኣዘዝዎምን ተገዝእዎምንንሳቶም ከምቶም ጸብጻብ ዚህቡ ዀይኖም፡ ምእንቲ ነፍሳትኩም ነቒሖም ይሕልዉ አለዉ እሞ፡ ነዚ ብታሕጓስ ኪገብርዎ እምበር፡ ብጓሂ እንተ ገበርዎ፡ እዚ ንኣካትኩም ኣይጠቅምን እዩ።

Translation | Context
1ይ ተሰሎንቄ 5:12-14 | 20 Helpful votes

ግናኸ፡ ኣቱም ኣሕዋትናነቶም ኣባኻትኩም ዚጽዕሩን ብጐይታውን ዚመርሑኹምን ዚምዕዱኹምን ክትፈልጥዎምንልምነኩም አሎናስለቲ ዕዮኦም ብብዙሕ ብሉጽ ፍቕሪ ኣኽብርዎምንሓድሕድኩምውን ብሰላም ንበሩ። ኣቱም ኣሕዋትና፡ ነቶም ብዙይ ስርዓት ዚመላለሱ ግንሕዎም፡ ነቶም ሕሊናኦም ዝዓረቦም ኣፋጥንዎምነቶም ድኹማት ደግፍዎምንዅላቶም ተዓገስዎም ኢልና ንምዕደኩም አሎና።

Translation | Context
ዘጸአት 22:28 | 20 Helpful votes

ንኣምላኽ ኣይትጽረፍንመስፍን ህዝብኻ ድማ ኣይትርገም

Translation | Context