Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

rejoicing


ሮሜ 5:3 | 16 Helpful votes

ግናኸ ብጸበባ ድማ ንመካሕ እምበር፡ እቲ ጸበባስ ትዕግስቲ ኸም ዜምጽእ ስለ ዝፈለጥና፡ በዚ ጥራይ ኣይኰነን

Translation | Context
ፊልጲ 4:4 | 13 Helpful votes

ብጐይታ ዅሉ ሳዕ ተሐጐሱደጊመ፤ ተሐጐሱ፡ እብል አሎኹ

Translation | Context
ሉቃስ 15:10 | 7 Helpful votes

ከምኡ ድማ ብሓደ ዚንሳሕ ሓጥእ ኣብ ቅድሚ መላእኽቲ ኣምላኽ ሓጐስ ይኸውን እዩ፡ እብለኩም አሎኹ።

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 16:33-34 | 6 Helpful votes

በታ ሰዓት እቲኣ ብለይቲ ወሲዱ ኣቚሳሎም ሐጸቦም። ሽዑ ንሱ ምስ ኲሎም ስድራ ቤቱ ተጠምቀ። ናብ ቤቱ ኣደዪቡ ድማ መኣዲ ቐረበሎምብኣምላኽ ስለ ዝአመነውን ምስ ኲላቶም ስድራ ቤቱ ተሐጐሰ

Translation | Context
ሉቃስ 10:20 | 5 Helpful votes

ግናኸ ስምኩም ኣብ ሰማይ ስለ እተጻሕፈ ደኣ፡ ኣዚኹም ተሐጐሱ እምበር፡ መናፍስቲ ስለ እተመልኩልኩምበዚ ኣይትተሐጐሱ

Translation | Context