Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

queens


1ይ ነገስት 10:1-13 | 17 Helpful votes

ንግስቲ ሳባ ድማ ወረ ሰሎሞን ብዛዕባ ስም እግዚኣብሄር ምስ ሰምዔትብሕንቅሕንቅሊቶይ ክትፍትኖ መጸትምስ ኣዝዩ ብዙሕ ጒዕዞ፡ ምስ ቀመማትን ኣዝዩ ብዙሕ ወርቅን ክቡራት ኣእማንን እተጻዕና ኣግማል ኰይና ናብ የሩሳሌም መጸትናብ ሰሎሞን ምስ ኣተወት ድማ፡ ኣብ ልባ ዝነበረ ዂሉ ኣዛረበቶሰሎሞን ከኣ ኲሉ ዘረባኣ ገለጸላዘይገለጸላ ኻብ ንጉስ እተሰወረ ነገር ኣይነበረንንግስቲ ሳባ ጥበብ ሰሎሞንን እታ ዝሰርሓ ቤትን ምስ ረአየትመብልዕ መኣዱን ኣቓማምጣ ገላውኡን ኣቃውማ ኣገልገልቱን ኣከዳድናኦምን ኣሰለፍቱን ነቲ ናብ ቤት እግዚኣብሄር ዚድይበሉ መሳልልን ምስ ረእየት፡ ውኖኣ ተመስጠንንጉስ ከኣ በለቶ፡ እቲ ኣብ ሃገረይ ከሎኹ ብዛዕባ ግብርካን ብዛዕባ ጥበብካን ዝሰማዕክዎ ነገር ሓቂ እዩመጺኤ ብዓይነይ ክሳዕ ዝርኢ ድማ፡ ነቲ ዘረባ ኣይአመንክዎን፡ እንሆ ኸኣ፡ ፈረቓ እኳ ኣይነገሩንን። ካብቲ ዝሰማዕክዎ ወረ ዚበዝሕ ጥበብን ጽቡቕ ነገርን አሎካ፡ እቶም ሰብካ ብጹኣን እዮም እዞም ወርትግ ኣብ ቅድሜኻ ደው ኢሎም ጥበብካ ዚሰምዑ ገላውኻ ብጹኣን እዮም። እቲ ኣብ ዝፋን እስራኤል ኬቐምጠካ ዝፈተወካ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብሩኽ ይኹን። እግዚኣብሀኢር ንእስራኤል ንሓዋሩ ስለ ዝፈተዎፍርድን ጸድቅን ምእንቲ ኸተውጽእንጉስ ክትከውን ሸመካ። ንሳ ድማ ንንጉስ ሚእትን ዕስራን ታለንት ወርቅን ኣዝዩ ብዙሕ ቀመማትን ክቡራት ኣእማንን ሀበቶ፡ ድሕርቲ ኸምቲ ንግስቲ ሳባ ንንጉስ ሰሎሞን ዝሀበቶ ዝምብዛሑ ቐመማት ከቶ ኣይመጸን። እተን ካብ ኦፊር ወርቂ ዜምጽኣ መራኽብ ሒራም ከኣ ኣዝዩ ብዙሕ ዕጨይቲ ሰንደልን ክቡራት ኣእማንን የምጽኣ ነበራ፡ ንጉስ ድማ ካብቲ ዕጨይቲ ሰንደል ንቤት እግዚኣብሄርን ንቤት ንጉስን ዚኸውን መጋረዲታት፡ ንመዘምራን ዚኸውን መሰንቆታትን በገናታትን ገበረክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኸምኡ ዝበለ ዕጨይቲ ሰንደል ኣይመጸንኣይተራእየን ድማ። ብጀካ እቲ ሰሎሞን ከም ናይ ንጉስ ልግስነቱ ዝሀባ ኸኣ፡ ንጉስ ሰሎሞን ንንግስቲ ሳባ ዝለመነቶ ዘበለ ዂሉ ድላያ ሀባ። ንሳ ድማ ተመሊሳ ምስ ገላውኣ ናብ ሃገራ ኸደት

Translation | Context
ኣስቴር 1:11 | 15 Helpful votes

ንግስቲ ዋሽጢመልክዔኛ ነበረት እሞ፡ መልክዓ ንህዝብን ንሿምማትን ከተርኢዘውዲ ንጉስ ደፊኣ ናብ ቅድሚ ንጉስ ኬምጽእዋ አዘዞም።

Translation | Context
ኣስቴር 1:10-22 | 13 Helpful votes

ኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲንጉስ ወይኒ ሰትዩ ልቡ ደስ ምስ በሎንመሁማንቢዝታሓርቦናቢግታኣባግታን ዜታርን ካርካስን እዞም ኣብ ቅድሚ ንጉስ ኣሐሽዌሮስ ዜገሉ ሾብዓተ ስሉባቱንግስቲ ዋሽጢመልክዔኛ ነበረት እሞ፡ መልክዓ ንህዝብን ንሿምማትን ከተርኢዘውዲ ንጉስ ደፊኣ ናብ ቅድሚ ንጉስ ኬምጽእዋ አዘዞም። ንግስቲ ዋሽቲ ግና በቲ እቶም ስሉባት ዝነገርዋ ትእዛዝ ንጉስ ምምጻእ ኣበየት። ሽዑ እቲ ንጉስ ኣዝዩ ኾረየኩራኡ ኸኣ ነደደ። ሽዑ እቲ ንጉስ ነቶም ናይ ዘመናት ነገር ዚፈልጡ ጠባቢባን ተዛረቦም፡ - ናይ ንጉስ ነገርሲ ኣብ ቅድሚ ኹሎም ሕግን ፍርድን ዚፈልጡ ኸምዚ ይግበር ነይሩ እዩ። እቶም ናብ ጥቓኡ ዚቕርቡ ዝነበሩ ኸኣ፡ ካርሽናሴታርኣድማታተርሺሽሜረስማርስናምውካን፡ እቶም ገጽ ንጉስ ዚርእዩ፡ ኣብታ መንግስቲ ኣብ ቅድሚት ዚቕመጡ ዝነበሩ ሾብዓተ ሹማምቲ ፋርስን ሚዶንን እዮም። ንንግስቲ ዋሽቲንጉስ ኣሓሽዌሮስ በቶም ስሉባቱ ገይሩ ዛአዘዛ ስለ ዘይገብረት፡ ከም መጠን ሕጊ እንታይ ይገበር፡ በሎም። መሙካን ከአ ኣብ ቅድሚ ንጉስን ሹማምትንንግስቲ ዋሽቲ ንሓለቓታትን ኣብ ግዝኣት ንጉስ ኣሔሽዌሮስ ንዘለዉ ዅላቶም ህዝብታትን እምበር፡ ንንጉስ ጥራይ ኣይኮነትን ዝበደለት በለ። እዚ ንግስቲ ዝገበረቶ ነገር ናብ ኩለን ኣንስቲ ኺወጽእ እዩ እሞ፡ ሰባኡተን ኣብ ቅድሚኤን ንዒቐንንጉስ ኣሓሽዌሮስ ንንግስቲ ዋሽቲ ናብኡ ኼምጽእዋ አዘዘ፡ ግናኸ ኣይመጸትንኪብላ እየን። ሎሚ ኸኣ ወዘራርዝ ፋስን ሜዶንን ንግስቲ ዝገበረቶ ዘረባ ምስ ሰምዓ፡ ንዅላቶም ሹማምቲ ንጉስ ከምኡ ኺብላኦም እየን እሞ፡ ብዙሕ ንዕቀትን ኩራን ኪኸውን እዩ። ንጉስ ኣንተ ደኣ ፈትዩስ ሓደ ንጉሳዊ ትእዛዝ ካብኡ ይውጻእ፡ ከይፈረሰ ከአ፡ ኣብ ሕጊ ፋርስን ሜዶንን ይጸሓፍ። ደጊም ዋሽቲ ናብ ቅድሚ ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ኣይትእቶ፡ ንጉስ ድማ መንግስታ ንኻልእ፡ ካብኣ ንትሓይስ ይሀብ። እቲ ኣዋጅ ንጉስ ኣብ ብዘላ እዛ ገፋሕ መንግስቱ ምስ ተሰምዔ ኸኣ፡ ኩላታን ኣንስቲ ንሰባኡተን፡ ካብ ዓቡዩ ኽሳዕ ንእሽቶክብሪ ኺህባኦም እየን። እዚ ምኽሪ እዚ ድማ ንንጉስን ሹማምትን ባህ ኣበሎም እሞ፡ እቲ ንጉስ ከምቲ ዘረባ መሙካን ገበረ። ኣብ ኵሉን ሃገራት እቲ ንጉስ ድማ ነንሃገር ከም ስርዓት ኣጻሓሕፋኡነንህዝቢ ኸኣ በብዘረባኡ ደብዳበ ሰደደ። በተን መልእኽትታት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ቤቱ ይምለኽ፡ ብዘረባ ህዝቡ ኸኣ ይዛረብ

Translation | Context