Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

6 bible verses about

punishment for stealing


ዘሌዋውያን 6:1-5 | 31 Helpful votes

እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦሰብ ንእግዚኣብሄር በደል ብምብዳሉ ሓጢኣት እንተ ገበረ፡ ብጻዩ ዘንበረሉ ሕድሪ ብምጥላሙ፡ ወይ ኣብ ኢዱ ብዘትሓዞወይ ገለ ብዝኸተሮ ወይ ብዝዐመጾ፡ ወይ ገለ ጥፉእ ረኺቡ ኸሎ ኣሉ ኢሉ ብሓሶት ብምምሓሉ፡ ብሓደ ኻብ ዝዀነ ነገር ሰብ ሓጢኣት ብዝገበረሉ፡ ይኸውን ድማ፡ ሓጢኣት ብምግባሩ በዳሊ ምስ ኰነ፡ ንሱ እቲ ኸትሪ ዝኸተሮወይ እቲ ዓመጽ ዝዓመጾ፡ ወይ ሕድሪ ዘንበረሉ፡ ወይ ጠፊኡ ዝረኸቦ፡ ወይ ብዝዀነ ነገር ሐስዩ ዝመሐለሉ ይምለሶ፡ ብምሉኡ ይምለሶ፡ ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ ሕምሻኡ ይወስኸሉ። በታ መስዋእቲ በደሉ ዜቕርበላ መዓልቲ ነቲ ዋናኡ ይምለሰሉ

Translation | Context
ዘጸአት 22:1 | 29 Helpful votes

ሰብ ብዕራይ ወይ በጊዕ ሰሪቑ እንተ ሐረደ ወይ እንተ ሸጠ፡ ኣብ ክንዲ ብዕራይ ሓሙሽተ ብዕራይ፡ ኣብ ክንዲ በጊዕ ድማ ኣርባዕተ በጊዕ ይኽሐስ

Translation | Context
ዘጸአት 21:16 | 14 Helpful votes

ንሰብ ሰሪቑ ዝሸጦ፡ ወይ ኣብ ኢዱ እንተ ተረኸበሞት ይሙት

Translation | Context
ዘጸአት 21:24 | 8 Helpful votes

ኣብ ክንዲ ዓይኒዓይኒ። ኣብ ክንዲ ስኒስኒ። ኣብ ክንዲ ኢድኢድ። ኣብ ክንዲ እግሪእግሪ

Translation | Context
ምሳሌ 6:30-31 | 7 Helpful votes

ሰራቒ ጠምዩ ኺዕንገል ኢሉ እንተ ሰረቐ፡ ሰብ ኣይንዕቆን እዩ፡ እንተ ተታሕዘ ኸኣሾብዓተ ኢድ ይዐዲኣብ ቤቱ ዘሎ ኵሉውን ይህብ

Translation | Context
ዘጸአት 22:3-4 | 6 Helpful votes

ጸሓይ እንተ በረቐቶ ግና፡ ዕዳ ደም አለዎ። እቲ ሰራቒ ኸኣ ዝሰረቖ ይምለስ። ገንዘብ እንተ ሰኣነ ግን ኣብ ክንዲ እቲ ዝሰረቖ ይሸየጥእቲ ዝሰረቖብዕራይ ኰነ ወይ ኣድጊ ወይ በጊዕኣብ ኢዱ ብህይወቱ እንተ ተረኸበካዕበት ገይሩ ይኽፈል

Translation | Context