Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all5 bible verses about
እቲ ቐንዴል ወርትግ ኪበርህሲ፡ ደቂ እስራኤል ንቐዋሚ ቐንዴል ዚኸውን እተጐድኤ ጽሩይ ዘይቲ ኣውልዕ ኬምጽኡልካ፡ ኣዝዝ።
Translation | Contextብዙሓት ኣጋንንቲ ኣውጽኡ ንብዙሓት ሕሙማትውን ዘይቲ ለለኽዮም ኣሕወይዎም።
Translation | Contextምድሪ ስርናይን ስገምን ወይንን በለስን ሮማንን፡ ምድሪ ናይ ዘይቲ ኣውልዕን መዓርን፡
Translation | Contextመስዋእትኻ ኣብ መቚሎ ኻብ እተሰንከተ እንተ ዀይኑ፡ ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቘምጥዔ ዘይበዂዔ ይኹን።
Translation | Contextከምቲ ቓል እግዚኣብሄር ብኤልያስ እተዛረቦ፡ እቲ ሓርጭ ካብ ዕትሮ፡ እቲ ዘይቲውን ካብ መቐርሰሚቶ ኣይጐደለን።
Translation | Context