Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

6 bible verses about

names


ምሳሌ 22:1 | 24 Helpful votes

ጽቡቕ ስም ካብ ብዙሕ ሃብቲ ይሕረሞገስ ከኣ ካብ ብሩርን ወርቅን ይበልጽ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 62:2 | 10 Helpful votes

ኣህዛብ ንጽድቅኺ፡ ኲሎም ነገስታት ከኣ ንኽብርኺ ኺርእዩ እዮም፡ በቲ ኣፍ እግዚኣብሄር ዘውጽኦ ሓድሽ ስም ክትስመዪ ኢኺ።

Translation | Context
መክብብ 7:1 | 9 Helpful votes

ካብ ጽቡቕ ሽታ ጽቡቕ ስም ይሐይሽ፡ ካብ መዓልቲ ምላድ መዓልቲ ሞት ይበልጽ።

Translation | Context
ዘፍጥረት 17:5 | 7 Helpful votes

ኣቦ ብዙሓት ህዝብታት ገይረካ እየ እሞ፡ ኣብርሃም ደኣ እምበር፡ ደጊም ስምካ ኣብራም ኣይጸዋዕ

Translation | Context
ዘፍጥረት 17:15 | 7 Helpful votes

ኣምላኽ ድማ ንኣብርሃምንሰበይትኻ ሳራይ ስማ ሳራ ደኣ እዩ እምበር፡ ስማ ሳራይ ኢልካ ኣይትጸውዓያ

Translation | Context
ዮሃንስ 15:16 | 6 Helpful votes

ኣነ ሐሬኹኹም እምበርንስኻትኩም ኣይሐሬኹምንን። ክትከዱን ፍረ ኽትፈርዩን ፍሬኹምውን ነባሪ ኪኽውን፡ ነቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ምእንቲ ኺህበኩም፡ ነዚ መደብኩኹም

Translation | Context