Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

8 bible verses about

mary


1ይ ጢሞቴዎስ 2:5 | 7 Helpful votes

ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ።

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 1:14 | 5 Helpful votes

እዚኣቶም ኲሎም ምስ ሓያሎ ኣንስትን ምስ ማርያም ኣደ የሱስን ምስ ኣሕዋቱን ኰይኖም ከየብኰሩ ሐቢሮም ይጽልዩ ነበሩ

Translation | Context
ሉቃስ 1:38 | 4 Helpful votes

ማርያም ከኣ፥ እኔኹ፡ ኣነ ባርያ እግዚኣብሄርከምቲ ዘረባኻ ይኹነለይበለት። እቲ መልኣኽ ድማ ካብኣ ሐለፈ

Translation | Context
ዮሃንስ 19:25-27 | 4 Helpful votes

ኣብ ጥቓ መስቀል የሱስ ከኣ ኣዲኡን ሓብቲኖኡ ማርያም ሰበይቲ ቀሌዮጳን ማርያም መግደላዊትን ደው ኢለን ነበራ። የሱስ ነዲኡን ነቲ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙርውን ኣብ ጥቓኣ ደው ኢሉን ምስ ረአየነዲኡኣቲ ሰበይቲእንሆ ወድኺበላነቲ ወደ መዝሙር ከኣ፥ እንሃ ኣዴኻበሎእቲ ወደ መዝሙርውን ካብ ሽዑ ጀሚሩ ናብ ቤቱ ወሰዳ

Translation | Context
ኢሳይያስ 7:14 | 4 Helpful votes

ስለዚ እግዚኣብሄር ባዕሉ ትእምርቲ ኺህበኩም እዩ፡ እንሆ፡ ድንግል ክትጠንስወዲ ኸኣ ክትወልድ እያ፡ ስሙውን ኣማኑኤል ክትሰምዮ እያ።

Translation | Context
ማቴዎስ 28:1 | 2 Helpful votes

ድሕሪ ሰንበትወጋሕታ እታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙንማርያም ብዓልቲ መግደላን እታ ኻልኣይቲ ማርያምን መቓብር ኪርእያ መጻ

Translation | Context
ሉቃስ 1:28 | 2 Helpful votes

እቲ መልኣኽ ናብኣ አትዩ፥ ኣቲ ምልእቲ ጸጋእግዚኣብሄር ምሳኺ እዩ እሞ፡ ባህ ይበልኪ፡ ካብ ኣንስቲ ብርኽቲ ኢኺበላ

Translation | Context
ራእይ 12:1 | 2 Helpful votes

ዓብዪ ትእምርቲ ድማ ኣብ ሰማይ ተራእየሰበይቲጸሓይ ተወንዚፋወርሒ ኸኣ ኣብ ትሕቲ ኣእጋራኣኽሊል ዓሰርተው ክልተ ኸዋኽብቲ ድማ ኣብ ርእሳ ዘለውዋ ተራእየት።

Translation | Context