Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

levi


ሚልክያስ 2:4-6 | 5 Helpful votes

ቃል ኪዳነይ ምስ ሌዊ ኪኸውንሲ፣ እዚ ትእዛዝ እዚ ኣነ ኸም ዝሰደድኩልኩም ክትፈልጡ ኢኹም፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ቃል ኪዳነኡ ምስኡ ህይወትን ሰላምን ነበረ፣ እዚ ኺፈርህ ኢለ ሀብክዎ፣ ንሱ ኸኣ ፈርሃኒ፣ ኣብ ቅድሚ ስመይውን ኣንቀጥቀጠ። ንሱ ልኡኻኽ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ስለ ዝዀነ፣ ከነፍሩ ካህ ፍልጠት ይሕልዋንሕጊ ድማ ካብ ኣፉ ይደልዮ እዩ እሞ፣ ሕጊ ሓቂ ኣብ ኣፉ ነበረ፣ ኣብ ከናፍሩ ኸኣ በደል ኣይትረኽበን፣ ንሱ ድማ ብሰላምን ቅንዕናን ምሳይ ተመላለሰ ንብዙሓትውን ካብ ባአሳ መለሰ።

Translation | Context
ዘዳግም 4:2 | 4 Helpful votes

ነዚ ኣነ ዝእዝዘኩም ዘሎኹ ትእዛዛት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ምእንቲ ኽትሕልዉ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣነ ዝእዝዘኩም ነገር ኣይትወስኹ፡ ካብኡ ኸኣ ኣይትነክዩ።

Translation | Context
ማቴዎስ 28:19-20 | 3 Helpful votes

ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩምዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሀርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ።

Translation | Context