Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

20 bible verses about

leprosy


ማርቆስ 1:40-42 | 8 Helpful votes

ሓደ ለምጻም ናብኡ መጸተምበርኪኹ ድማ፡ እንተ ትፈቱስከተንጽሃኒ ትኽእል ኢኻ፡ እናበለ ለመኖየሱስ ከኣ ደንገጸሉኢዱ ዘርጊሑ ተንከዮ፡ ፈትየ አሎኹ፡ ንጻህበሎእዚ ምስ በለ፡ እቲ ለምጺ ብኡብኡ ሐደጎነጽሄ ኸኣ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 13:46 | 7 Helpful votes

ቊስሊ ዘለዎ ዂሉ መዓልቲ ርኹስ ይኹንንሱ ርኹስ እዩንበይኑ ይቀመጥምቕማጡ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ይኹን።

Translation | Context
ሉቃስ 17:12-14 | 6 Helpful votes

ናብ ሓንቲ ዓዲ ኺኣቱ ኸሎ፡ ዓሰርተ ለምጻማት ተጓነፍዎ። ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎምከኣ ድምጾም ዓው ኣቢሎም፥ ዎ የሱስ መምህርምሐረናበልዎንሱ ርእይዎምኪዱርእስኹም ንኻህናት ኣርእዩበሎምኰነ ኸኣኪኸዱ ኸለዉነጽሁ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 14:1-57 | 6 Helpful votes

እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦነቲ ለምጻም ብመዓልቲ ምንጻሁ እቲ ሕጊ እዚ ይኹንናብ ካህን የምጽእዎእቲ ኻህን ከኣ ናብ ወጻኢ እቲ ሰፈር ይውጻእእቲ ኻህን ድማ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ለምጺ ኣብቲ ለምጻም እንተ ሐወየሽዑ እቲ ኻህን ስለ እቲ ዚነጽህ ክልተ ንጹሃት ኣዕዋፍ ብህይወተንዕጨይቲ ቄድሮስን ጽሩይ ቀይሕ ፈትልን ስምዕዛን ከኣ ኪወስዱ ይአዝዝእቲ ኻህን ድማ ካብተን ኣዕዋፍ ሓንቲኤን ኣብ ኣቕሓ መሬት ኣብ ልዕሊ ፈልፋሊ ማይ ገይሮም ኪሐርዱ ይአዝዝነታ ህያው ዑፍን ነቲ ዕጨይቲ ቄድሮስን ነቲ ጽሩይ ቀይሕ ፈትልን ነቲ ስምዕዛን ይውሰድ እሞ ምስናይ እታ ህያው ዑፍ ኣብ ደም እታ ኣብ ልዕሊ እቲ ፈልፋሊ ማይ እተሐርደት ዑፍ ይጥለቆ። ኣብ ልዕሊ እቲ ኻብ ለምጺ ዚነጽህ ከኣ ሾብዓተ ሳዕ ይንጸገሉ እሞ ንጹህ ምዃኑ ይንገርነታ ህያው ዑፍ ንመሮር ትኺድ ይሕደጋእቲ ዚነጽህ ድማ ክዳውንቱ ይሕጸብኲሉ ጸጒሩ ኸኣ ይላጺብማይውን ይተሐጸብይነጽህ ከኣድሕርዚ ድማ ናብ ሰፈር ይእቶ፡ ግናኸ ኣብ ወጻኢ ድንኳኑ ሾብዓተ መዓልቲ ይቀመጥ። ኪኸውን ድማ እዩ፡ ኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲ ዂሉ ጸጒሩ ይላጺርእሱን ጭሕሙን ቅርኒብ ዓይኑን ኲሉ ጸጒሩን ይላጺክዳውንቱ ኸኣ ይሕጸብ፡ ስጋኡ ድማ ብማይ ይተሐጸብይነጽህ ከኣኣብ ሳምነይቲ መዓልቲ ድማ ጐደሎ ዜብሎም ክልተ ገንሸልን ጐደሎ ዜብላ ዓመት ዝገበረት ሓንቲ ሽበንንንመስዋእቲ ብልዒ ኸኣ ሰለስተ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቘምጥዔሓደ ሉግ ዘይቲ ኸኣ ይወስድእቲ ዜንጽህ ካህን ድማ ነቲ ዚነጽህ ሰብን ነዚ ነገርዝን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ የቚሞእቲ ኻህን ድማ ነቲ ሓደ ገንጸል ምስቲ ሉግ ዘይቲ ወሲዱ ንመስዋእቲ በደል ይቕርቦኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ድማ ንዚውዝወዝ መስዋእቲ ይወዝውዞ። እቲ መስዋእቲ ሓጢኣት ነቲ ኻህን ከም ዝዀነ፡ እቲ መስዋእቲ በደል ከኣ ከምኡ እዩ እሞ፡ እቲ ገንጸል ኣብቲ መስዋእቲ ሓጢኣትን ዚሐርር መስዋእትን ዚሕረዱሉ ቦታ፡ ኣብ ቅዱስ ቦታ ይተሐረድ፡ ንሱ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ። እቲ ኻህን ድማ ካብቲ ደም መስዋእቲ በደል ይውሰድእቲ ኻህን ከኣ ነቲ ዚነጽህ ኣብ የማነይቲ መስቈር እዝኑን ኣብ ዓበይቶ የማነይቲ ኢዱን ኣብ ዓበይቶ የማነይቲ እግሩን ይልከዮእቲ ኻህን ድማ ካብቲ ሉግ ዘይቲ ወሲዱ ኣብ ግናዕ ጸጋመይቲ ኢዱ ይኽዐዎእቲ ኻህን ከኣ የማነይቲ ኣጻብዑ ኣብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ይጥማዕ እሞ ካብቲ ዘይቲ በጻብዑ ሾብዓተ ሳዕ ናብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ይንጸግ። ኣብ ልዕሊ እቲ ደም መስዋእቲ በደል ድማ እቲ ኻህን ካብቲ ኣብ ኢዱ ዝተረፈ ዘይቲ ነቲ ዚነጽህ ኣብ የማነይቲ መስቈር እዝኑን ኣብ ዓበይቶ የማነይቲ ኢዱን ኣብ ዓበይቶ የማነይቲ እግሩን ይልከዮ። ነቲ ኣብ ኢድ እቲ ኻህን ዝተረፈ ዘይቲ ኸኣ ናብ ርእሲ እቲ ዚነጽህ ይግበሮእቲ ኻህን ድማ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የተዐርቆእቲ ኻህን ከኣ መስዋእቲ ሓጢኣት ይሰውእ እሞ ነቲ ኻብ ርኽሰቱ ዚነጽህ የተዐርቆድሕሪኡ ድማ ዚሐርር መስዋእቲ ይሕረድእቲ ኻህን ድማ ዚሐርር መስዋእትን መስዋእቲ ብልዕን ኣብ ልዕሊ መሰውኢ የቕርብእቲ ኻህን ከኣ የተዐርቆ፡ ንሱውን ይነጽህ። ንሱ ድኻ እንተ ዀነ፡ ንኽንድዚ ዚኣክል ኣብ ኢዱ እንተ ዜብሉ ድማ፡ ንመስዋእቲ በደል ንመተዓረቒኡ ኺውዝውዞ ሓደ ገንሸል ይውሰድ፡ ንመስዋእቲ ብልዒ ኸኣ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ ብዘይቲ እተቘምጥዔ ድኹም ሓርጭሓደ ሉግ ዘይቲ ድማ፡ ክልተ ባሬቶ ወይ ክልተ ጫጩት ርግቢ ኸምቲ ኣብ ኢዱ ዝረኽቦእታ ሓንቲ ንመስዋእቲ ሓጢኣትእታ ኻልኣይቲ ኸኣ ንዚሐርር መስዋእቲ ይውሰድ። ኣብ ሳምነይቲ መዓልቲ ንምንጻሁ እዚ ነገርዚ ናብ ካህንናብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ ናብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የምጽኣዮእቲ ኻህን ድማ ነቲ ገንሸል መስዋእቲ በደልን ነቲ ሉግ ዘይትን ይውሰድ እሞ እቲ ኻህን ንዚውዝወዝ መስዋእቲ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ይወዝውዞ። ነቲ ገንሸል መስዋእቲ በደል ከኣ ይሕረዶእቲ ኻህን ድማ ካብ ደም እቲ መስዋእቲ በደል ወሲዱነቲ ዚነጽህ የማነይቲ መስቈር እዝኑን ዓበይቶ የማነይቲ ኢዱን ዓበይቶ የማነይቲ እግሩን ይልከዮእቲ ኻህን ድማ ካብቲ ዘይቲ ኣብ ግናዕ ጸጋመይቲ ኢዱ ይዂዖእቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ። ኣብ ልዕሊ እቲ ደም መስዋእቲ በደል ዘለዎ ቦታ ድማ እቲ ኻህን ነቲ ዚነጽህ ካብቲ ኣብ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ኣብ የማነይቲ መስቈር እዝኑን ኣብ ዓበይቶ የማነይቲ ኢዱን ኣብ ዓበይቶ የማነይቲ እግሩን ይልከዮ። ነቲ ኻብቲ ዘይቲ ዝተረፈኣብ ኢድ እቲ ኻህን ዘሎ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኬተዐርቖኣብ ርእሲ እቲ ዚነጽህ ይግበሮከምቲ ኣብ ኢዱ ዝረኸቦሓንቲ ኻብተን ባሬቶ ወይ ሓንቲ ኻብተን ጫጩት ርግቢ ይሰውእምስቲ መስዋእቲ ብልዒከምቲ ኣብ ኢዱ ዝረኸቦሓንቲ ንመስዋእቲ ሓጢኣትሓንቲ ኸኣ ንዚሐርር መስዋእቲ ይሰውእ። እቲ ኻህን ከኣ ነቲ ዚነጽህ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የተዐርቆብዛዕባ እቲ ቚስሊ ለምጺ ዘለዎ ንምንጻህ ዜድሊ ኣብ ኢዱ ዚኣክል ዘይረኽበሕጉ እዚ እዩእግዚኣብሄር ድማ ንሙሴን ንኣሮንን ክምዚ ኢሉ ተዛረቦም፡ ናብቲ ኣነ ንርስቲ ዝህበኩም ምድሪ ኸነኣን ምስ ኣቶኹም እሞ ኣብታ እተረስቴኹምዋ ሃገር ናብ ሓንቲ ቤት ቊስሊ ለምጺ እንተ ሰደድኩሽዑ እቲ በዓል ቤት ናብቲ ኻህን መጺኡኣብ ቤተይ ከም ቊስሊ ለምጺ ዝበለ ተራእዩኒኢሉ ይንገሮእቲ ኻህን ድማ ነቲ ቚስሊ ኺርኢገና ናብታ ቤት ከይአተወኣብ ቤት ዘሎ ዂሉ ኸይረክስ፡ እቲ ኻህን ነታ ቤት ጥራያ ኪገብርዋ ይኣዝዝድሕሪዚ እቲ ካህን ነታ ቤት ኪርኢ ይእቶነቲ ቚስሊ ድማ ይርኣዮ። እንሆ ከኣ እቲ ቚስሊ ኣብ መንደቕ እታ ቤት ሕምልይ ዝበለ ወይ ቅይሕ ዝበለ ጐደጒድ ካብቲ መንደቕ ዐሚቑ እንተ ተራእየ፡ ሽዑ እቲ ኻህን ካብታ ቤት ናብ ኣፍ ደገ እታ ቤት ይውጻእነታ ቤት ከኣ ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዋእቲ ኻህን ድማ በታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ተመሊሱ ይርአያ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ኣብ መንደቕ እታ ቤት እንተ ለሐመ፡ ሽዑ ነቲ ቚስሊ ዘለዎ ኣእማን ኣውጺኦም ናብ ወጻኢ ኸተማናብ ርኹስ ቦታ ኺድርብይዎ፡ እቲ ኻህን ይአዝዝእታ ቤት ድማ ብውሽጣ ዙርያኣ ትተሐኸኽእቲ ሕካኽ መሬት ከኣ ናብ ወጻኢ ኸተማናብ ርኹስ ቦታ ይጐሐፍኣብ ክንዲ እቲ ኣእማን ድማ ካልእ ኣእማን ወሲዶም የእትዉካልእ መሬት ወሲዱ ኸኣ ነታ ቤት ይለቕልቃነቲ ኣእማን ምስ ኣውጽኤእታ ቤት ድማ ምስ ተሐከትን ምስ ተለቕለቐትንእቲ ቚስሊ ኣብታ ቤት መሊሱ እንተ ወጸእቲ ኻህን አትዩ ይርኣያ። እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ኣብታ ቤት እንተ ለሐመ፡ ንሱ ኣብታ ቤት ዚባላዕ ለምጺ እዩ እሞ፡ ንሳ ርኽስቲ እያ። ነታ ቤት ድማ እምናን ዕጨይታን፡ ኲሉ መሬት እታ ቤትውን ኣፍሪሱናብ ወጻኢ ኸተማ ናብ ርኹስ ቦታ ይጒሐፎ። ነታ ቤት በተን እትዕጸወለን ኲለን መዓልትታት ዝአተዋ ድማ ክሳዕ ምሸት ርኹስ ይኹንኣብታ ቤት ዝደቀሰ ኸኣ ክዳውንቱ ይሕጸብኣብታ ቤት ዝበልዔውን ክዳውንቱ ይሕጸብእቲ ኻህን ነታ ቤት ኪርኢ እንተ ኣተወ፡ እንሆ ኸኣ፡ እታ ቤት ምስ ተለቕለቐት፡ እቲ ቚስሊ ኣብታ ቤት እንተ ዘይለሐመ፡ እቲ ቚስሊ ሐውዩ እዩ እሞ፡ እታ ቤት ንጽህቲ ምዃና እቲ ኻህን ይንገርንምንጻህ እታ ቤት ድማ ክልተ ዑፍን ዕጨይቲ ቄድሮስን ጽሩይ ቀይሕ ፈትልን ስምዕዛን ይውሰድነታ ሓንቲ ዑፍ ድማ ኣብ ልዕሊ ፈልፋሊ ማይኣብ ኣቕሓ መሬት ይሕረዳ። ነቲ ዕንጨይቲ ቄድሮስን ስምዕዛን ጽሩይ ቀይሕ ፈትልን ነታ ህያው ዑፍን ወሲዱኣብ ደም እታ እተሐርደት ዑፍን ኣብቲ ፈልፋሊ ማይን ጠሚዑ ነታ ቤት ሾብዓተ ሳዕ ይንጸገላነታ ቤትውን ብደም እታ ዑፍን በቲ ፈልፋሊ ማይን በታ ህያው ዑፍን ብዕጨይቲ ቄድሮስን ብስምዕዛን ብጽሩይ ቀይሕ ፈትልን የንጽሃያነታ ህያው ዑፍ ድማ ናብ ወጻኢ ኸተማ ንመሮር ትኺድ ይሕደጋነታ ቤት ከኣ የተዐርቃ እሞ ትነጽህንዂሉ ዓይነት ቊስሊ ለምጽን ንዕንፍሩርንንለምጺ ኣብ ክዳንን ኣብ ቤትንንሕበጥን ንጸፋዕታን ንብሩህ ብሮትን፡ እቲ ሕጊ እዚ እዩ። ዚረኽሰላ መዓልትን ዚነጽሃላ መዓልትን ኬፍልጥሕጊ ለምጺ እዚ እዩ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 13:1-57 | 6 Helpful votes

እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴን ንኣሮንን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦምሰብ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ሕበጥ ወይ ሽሒር ወይ ብሩህ ብሮት እንተለዎ፡ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ኸኣ ከም ቊስሊ ለምጺ ዝበለ እንተ ዀነ፡ ናብ ካህን ኣሮን ወይ ካብቶም ደቁ ኻህናት ናብ ሓደ የምጽእዎእቲ ኻህን ድማ ነቲ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ዘሎ ቚስሊ ይርኤኣብቲ ቚስሊ ዘላ ጸጒሪ እንተ ጻዕደወትእቲ ቚስሊ ኸኣ ካብ ቈርበት ስጋኡ ጐድጒዱ እንተ ተራእየቊስሊ ለምጺ እዩ። እቲ ኻህን ምስ ረአዮ፡ ርኹስ ምዃኑ ይንገር። እቲ ብሩህ ብሮት ኣብ ቈርበት ስጋኡ እንተ ጻዕደወ፡ ካብቲ ቘርበት ከኣ ዐሚቑ እንተ ዘይተርኤጸጒሩውን እንተ ዘይጻዕደወእቲ ኻህን ድማ ነቲ ቚሱል ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎእቲ ኻህን ከኣ ኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲ ይርአዮ፡ እንሆ ድማ፡ እቲ ቚስሊ ኸምቲ ዝነበሮ እንተሎእቲ ቚስሊ ኸኣ አብቲ ቖርበት እንተ ዘይለሐመእቲ ኻህን ካልኦት ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎእቲ ኻህን ድማ ኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲ ኻልኣይ ሳዕ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ እንተ ፋሕሸወኣብቲ ቘርበትውን እንተ ዘይለሐመንሱ ሽሒር እዩ፡ እቲ ኻህን ድማ ንጹህ ምዃኑ ይንገርክዳውንቱ ይሕጸብ እሞ ይነጽህንምንጻህ ኣብ ካህን ምስ ተራእየእቲ ሽሒር ኣብ ቈርበቱ እንተ ለሐመካልኣይ ሳዕ ኣብ ካህን ይርኤእቲ ኻህን ድማ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ሽሒር ኣብቲ ቘርበት እንተ ለሐመንሱ ለምጺ እዩሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር። ንሰብ ቊስሊ ለምጺ እንተለዎ፡ ናብ ካህን የምጽእዎእቲ ኻህን ድማ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ቈርበቱ ጻዕዳ ሕበጥ እንተሎ፡ ንሱ ኸኣ ነቲ ጸጒሪ እንተ ኣጻዕደዎኣብቲ ሕበጥ ድማ ብርንዶ ዚመስል ስጋ እንተሎ፡ ንሱ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ኣረጊት ለምጺ እዩ፡ ርኹስ ምዃኑ ድማ እቲ ኻህን ይንገር። ርኹስ እዩ እሞ፡ ኣይዕጾዎእቲ ለምጺ ኣብ ቈርበት ገፊሑ እንተ ወጸእቲ ለምጺ ኸኣ ነቲ ቚሱልዓይኒ እቲ ኻህን ዚርእዮ ዘበለ፡ ካብ ርእሱ ኽሳዕ እግሩ ንዂሉ ቘርበቱ እንተ ኸደኖሽዑ እቲ ኻህን ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ንብዘሎ ስጋኡ ለምጺ እንተ ኸደኖ፡ ሽዑ እቲ ቚሱል ከም ዝነጽሄ ይንገርብዘሎ ጻዕድዩ እዩ፡ ንሱ ንጹህ እዩበታ ብርንዶ ዚመስል ስጋ እተራእየላ መዓልቲ ግና ርኹስ እዩ። እቲ ኻህን ብርንዶ ዚመስል ስጋ ምስ ዚርኢርኹስ ምዃኑ ይንገር። እቲ ብርንዶ ዚመስል ስጋ፡ ንሱ ርኹስ እዩንሱ ለምጺ እዩወይ እቲ ብርንዶ ዚመስል ስጋ መሊሱ ኣብ ጻዕዳ እንተ ተለወጠናብ ካህን ይምጻእእቲ ኻህን ድማ ይርኣዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ መሊሱ እንተ ጻዕደወሽዑ እቲ ኻህን እቲ ቚሱል ንጹህ ምዃኑ ይንገርንሱ ንጹህ እዩንስጋ ኣብ ቈርበቱ ዝሐወየ ቚስሊ እንተለዎ፡ ኣብቲ በሰላ ኸኣ ጻዕዳ ሕበጥ ወይ ብሩህ ቅይሕ ዝበለ ጻዕዳ ብሮት እንተሎ፡ ሽዑ ኣብ ካህን ይርኤእቲ ኻህን ድማ ይርኣዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ካብቲ ቘርበት ጐድጒዱ እንተ ተራእየ፡ ጸጒሪ ኸኣ መሊሱ እንተ ጻዕደወ፡ ሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር፡ ንሱ ኣብ በሰላ ዝወጸ ቚስሊ ለምጺ እዩ። እቲ ኻህን እንተ ረአዮ እሞ፡ እንሆ ኸኣ፡ ኣብኡ ጻዕዳ ጸጉሪ እንተ ዜልቦ፡ ካብቲ ቘርበትውን እንተ ዘይጐድጐደ፡ ንሱ ድማ እንተ ፋሕሸወ፡ ሽዑ እቲ ኻህን ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎኣብቲ ቘርበት እንተ ለሐመ ኸኣ፡ ንሱ ቚስሊ ለምጺ እዩ፡ ሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር። እቲ ብሩህ ብሮት ከይለሐመ ኣብቲ ዘለዎ እንተ ቘመ ድማ፡ ንሱ በሰላ ቚስሊ እዩ፡ ንጹህ ምዃኑ ኸኣ እቲ ኻህን ይንገር። ወይ እቲ ስጋ ኣብ ቈርበቱ ንዳድ ሓዊ እንተለዎእሞ ኣብቲ ንዳድ ሓዊ ቅይሕ ዝበለ ጻዕዳ ወይ ጻዕዳ ብሩህ ብሮት እንተ ዀነ። ሽዑ እቲ ኻህን ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ጸጒሪ እቲ ብሩህ ብሮት መሊሱ እንተ ጻዕደወካብቲ ቘርበት ከኣ ጐድጒዱ እንተ ተራእየ፡ ንሱ ኣብቲ በሰላ ሓዊ ዝወጾ ለምጺ እዩ፡ ንሱ ቚስሊ ለምጺ እዩርኹስ ምዃኑ ድማ እቲ ኻህን ይንገር። ግናኸ እቲ ኻህን እንተ ረአዮ፡ እንሆ ድማ፡ ኣብቲ ብሩህ ብሮት ጻዕዳ ጸጒሪ እንተ ዜልቦ፡ ካብቲ ቘርበት ከኣ እንተ ዘይጐድጐደ እንተ ፋሕሸወ ድማእቲ ኻህን ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጾዎኣብታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ኸኣ እቲ ኻህን ይርኣዮኣብ ቈርበቱ እንተ ለሐመንሱ ቚስሊ ለምጺ እዩሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር። እቲ ብሩህ ብሮት ኣብቲ ዘለዎ እንተ ቘመ ኸኣኣብ ቈርበትውን እንተ ዘይለሐመ፡ ንሱ ድማ እንተ ፋሕሸወንሱ ሕበጥ ሓዊ እዩ፡ በሰላ ሓዊ እዩ እሞእቲ ኻህን ንጹህ ምዃኑ ይንገርሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ኣብ ርእሲ ወይ ኣብ ጭሕሚ ቚስሊ እንተለዎ፡ እቲ ኻህን ነቲ ቚስሊ ይርኣዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ካብቲ ቘርበት ጐድጒዱ እንተ ተራእየ፡ ናብ ቀጢን ብጫ ዜብል ጸጉሪ ኸኣ እንተለዎም፡ ንሱ ዕንፍሩር እዩ ናይ ርእሲ ወይ ናይ ጭሕሚ ለምጺ እዩ፡ ሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገርእቲ ኻህን ነቲ ቚስሊ ዕንፍሩር እንተ ረአየ፡ እንሆ ኸኣ፡ ካብቲ ቖርበት ዐሚቑ እንተ ዘይተራእየ፡ ጸሊም ጸጒሪ ድማ እንተ ዜብሉ፡ ነቲ ቚስሊ ዕንፍሩር ዘለዎ እቲ ኻህን ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎኣብ ሳብዓይቲ መዓልቲ ድማ እቲ ኻህን ነቲ ቚስሊ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ዕንፍሩር እንተ ዘይለሐመ፡ ናብ ብጫ ዜብል ጸጒሪውን እንተ ዜብሉ፡ እቲ ዕንፍሩር ከኣ ካብቲ ቘርበት ዐሚቑ እንተ ዘይተራእየንሱ ይላጸነቲ ዕንፍሩር ዘለዎ ግና ኣይላጽዮእቲ ኻህን ድማ ነቲ ዕንፍሩር ዘለዎ መሊሱ ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲ ኸኣ እቲ ኻህን ነቲ ዕንፍሩር ይርኣዮ፡ እንሆ ድማ፡ እቲ ዕንፍሩር ኣብ ቈርበት እንተ ዘይለሐመ፡ ካብቲ ቘርበትውን ዐሚቑ እንተ ዘይተራእየ፡ እቲ ኻህን ንጹህ ምዃኑ ይንገርክዳውንቱ ድማ ይሕጸብይነጽህ ከኣድሕሪ ምንጻሁ ግና እቲ ዕንፍሩር ኣብቲ ቘርበት እንተ ለሐመእቲ ኻህን ይርአዮ። እንሆ ድማ፡ እቲ ዕንፍሩር ኣብ ቈርበት እንተ ለሐመእቲ ኻህን ናብ ብጫ ዜብል ጸጒሪ እንተሎ ኢሉ ኣይድለንሱ ርኹስ እዩእቲ ዕንፍሩር ኣብቲ ዘለዎ ቘይሙ፡ ኣብኡውን ጸሊም ጸጒሪ በቚሉ እንተ ረአየ ግና፡ እቲ ዕንፍሩር ሐውዩ እዩ፡ ንሱ ንጹህ እዩ፡ እቲ ኻህን ድማ ንጹህ ምዃኑ ይንገርሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ብሩህ ብሮትጻዕዳ ብሩህ ብሮት እንተለዎ፡ እቲ ኻህን ይረአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ኣብ ቈርበት ስጋኦም ዘሎ ብሩህ ብሮት ፍሕሽው ዝበለ ጻዕዳ እንተ ዀነ፡ እዚ ኣብ ቈርበት ዝወጸ ተውሳስ እዩንሱ ንጹህ እዩሰብ ጸጒሪ ርእሱ እንተ ተመልጠ፡ ናይ ምንኳዕ እዩንሱ ንጹህ እዩርእሱ ብሸነኽ ቅድሚት እንተ ተመልጠ ድማ፡ ምብራሕ እዩንሱ ንጹህ እዩኣብ ነዃዑ ወይ ኣብ በራሕ ርእሱ ቕይሕ ዝበለ ጻዕዳ ቚጽሊ እንተለዎ፡ ንሱ ኣብ ነዃዑ ወይ ኣብ በራሑ ዝወጾ ለምጺ እዩ። እቲ ኻህን ድማ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ኣብ ነዃዑ ወይ ኣብ በራሑ ዘሎ ሕበጥ ቊስሊ፡ ከምቲ ናይ ቈርበት ስጋ ለምጺ ቅይሕ ዝበለ ጻዕዳ ዀይኑ እንተ ተራእየለምጻም ሰብ እዩንሱ ርኹስ እዩርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ኣርጊጹ ይንገረሉቊስሉ ኣብ ርእሱ አሎእቲ ቚስሊ ዘለዎ ለምጻም ክዳኑ ቕዱድ ይኹንርእሱ ኸኣ ይቀላዕጭሕሙ ድማ ይኽደንርኹስርኹስ፡ ኢሉ ኸኣ ይጨርሕቊስሊ ዘለዎ ዂሉ መዓልቲ ርኹስ ይኹንንሱ ርኹስ እዩንበይኑ ይቀመጥምቕማጡ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ይኹን። ኣብ ክዳን ድማ፡ ኣብ ክዳን ጸጒሪ ወይ ኣብ ክዳን ልሕጺ እንጣጢዕ፡ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ናይ እንጣጢዕ ወይ ናይ ጸጒሪወይ ኣብ ቈርበት ወይ ኣብ ዝዀነ ኻብ ቈርበት እተገብረ ነገር፡ ቊስሊ ለምጺ እንተለዎ፡ እቲ ቚስሊ ድማ ኣብ ክዳን ወይ ኣብ ቈርበት ወይ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ወይ ኣብ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበትሕምልይ ወይ ቅይሕ እንተ በለ፡ ንሱ ቚስሊ ለምጺ እዩ፡ ኣብ ካህን ድማ ይረኤእቲ ኻህን ከኣ ነቲ ቚጽሊ ይርአዮነቲ ቚሱል ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎበታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ድማ ነቲ ቚስሊ ይርአዮእቲ ቚስሊ ኣብ ክዳን ወይ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ወይ ኣብ ቈርበትንዝዀነ ዕዮ ኻብ ቈርበት ኣብ እተገብረ ነገር እንተ ለሐመእዚ ቚስልዚ በላዒ ለምጺ እዩ፡ ንሱ ርኹስ እዩነቲ ኽዳን ድማወይ ቅጥኒ ወይ ፋእሚ ናይ ጸጒሪ እንተ ዀነ ወይ ናይ እንጣጢዕወይ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበት እቲ ቚስሊ ዘለዎ ዘበለ፡ ይንደድ። በላዒ ለምጺ እዩ እሞ፡ ብሓዊ ይንደድእቲ ኻህን ድማ እንተ ረአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ኣብ ክዳን ወይ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ወይ ኣብ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበት እንተ ዘይለሐመሽዑ ነቲ ቚስሊ ዘለዎ ኺሐጽብዎ እቲ ኻህን ይአዝዝመሊሱ ድማ ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎ። እቲ ቚስሊ ምስ ተሐጽበ ድማ፡ እቲ ኻህን ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ሕብሩ እንተ ዘይለወጠእቲ ቚስሊ ድማ እንተ ዘይለሓመንሱ ርኹስ እዩ፡ ብሓዊ ኣንድዶ። እቲ ብሉዕ፡ ብውሽጢ እንተ ዀነ ወይ ብወጻኢ፡ ንሱ ዜዕምቚ በላዒ እዩ። እቲ ኻህን ድማ እንተ ረአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ድሕሪ ምሕጻቡ እንተ ፋሕሸወካብቲ ኽዳን ወይ ካብቲ ቘርበት ወይ ካብቲ ቕጥኒ ወይ ካብቲ ፋእሚ ይቕደዶኣብቲ ኽዳንወይ ኣብቲ ቕጥኒ ወይ ኣብቲ ፋእሚ ወይ ኣብ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበት ገና እንተ ተራእየዝወጸ ለምጺ እዩ፡ ነቲ ቚስሊ ዘለዎ ብሓዊ ኣንድዶ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 13:45-46 | 6 Helpful votes

እቲ ቚስሊ ዘለዎ ለምጻም ክዳኑ ቕዱድ ይኹንርእሱ ኸኣ ይቀላዕጭሕሙ ድማ ይኽደንርኹስርኹስ፡ ኢሉ ኸኣ ይጨርሕቊስሊ ዘለዎ ዂሉ መዓልቲ ርኹስ ይኹንንሱ ርኹስ እዩንበይኑ ይቀመጥምቕማጡ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ይኹን።

Translation | Context
ሉቃስ 17:14 | 5 Helpful votes

ንሱ ርእይዎምኪዱርእስኹም ንኻህናት ኣርእዩበሎምኰነ ኸኣኪኸዱ ኸለዉነጽሁ

Translation | Context
ዘሁልቍ 5:1-3 | 4 Helpful votes

እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡ ንዅሉ ለምጻምን ንዅሉ ጀጋልን ብሬሳ ንዝረኸሰ ዅሉን ካብ ሰፈር ኬውጽኡ ንደቂ እስራኤል ኣዝዞምተባዕታይ ኰነ ኣንስተይቲ ኣውጽእዎም፡ ነቲ ኣብ ማእከሉ ዝሐድሮ ዘሎኹ ሰፈሮም ከየርክሱ፡ ናብ ወጻኢ ሰፈር ኣውጽእዎም

Translation | Context
ማቴዎስ 10:8 | 4 Helpful votes

ሕሙማት ኣሕውዩምዉታት ኣተንስኡለምጻማት ኣንጽሁኣጋንንቲ ኣውጽኡብኸምኡ ተቐበልኩምብኸምኡ ሀቡ

Translation | Context
2ይ ነገስት 7:3 | 4 Helpful votes

ኣብ ኣፍ ደገ እታ ኸተማ ድማ ኣርባዕተ ሰብ ለምጺ ነበሩ። ንሓድ ሕዶም ከኣ፡ ስለምንታይ ኢና ኽሳዕ እንመውት ኣብዚ ኾፍ እንብል፧

Translation | Context
ማቴዎስ 8:3 | 3 Helpful votes

ኢዱ ዘርጊሑ፡ ፈትየ አሎኹ ንጻህኢሉ ተንከዮብኡብኡ ኻብ ለምጹ ነጽሄ

Translation | Context
ሉቃስ 5:13 | 3 Helpful votes

የሱስ ድማ፥ ፈትየ አሎኹ፡ ንጻህኢሉ ኢዱ ዘርጊሑ ተንከዮብኡብኡ እቲ ለምጺ ሐደጎ

Translation | Context
ዘሁልቍ 5:2 | 3 Helpful votes

ንዅሉ ለምጻምን ንዅሉ ጀጋልን ብሬሳ ንዝረኸሰ ዅሉን ካብ ሰፈር ኬውጽኡ ንደቂ እስራኤል ኣዝዞም

Translation | Context
ሉቃስ 5:14 | 3 Helpful votes

ንሱ ኸኣ፡ ኪድ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢስለ ዝነጻህካ ድማ ምስክር ምእንቲ ኪዀኖም፡ ከምቲ ሙሴ ዝኣዘዞመስዋእቲ ሰውእ እምበር፡ ንሓደ እኳ ኣይትንገር
ኣዘዞ።

Translation | Context
2ይ ነገስት 5:27 | 2 Helpful votes

እምብኣርሲ እቲ ለምጺ ንእማን ንዘለአለም ኣባኻን ኣብ ዘርእኻን ይልገብ፡ በሎ። ሽዑ ለምጻም ኰይኑ ኸም በረድ ጻዕድዩ ኻብ ቅድሚኡ ወጸ

Translation | Context
ማቴዎስ 8:4 | 2 Helpful votes

የሱስ ድማ ንሓደ እኳ ኸይትነግር ተጠንቀቕ። ኪድ ደኣ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፡ ናኣታትቶም ንምስክር ድማ እቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መባእ ኣቕርብበሎ

Translation | Context
ዘሁልቍ 12:1-10 | 2 Helpful votes

ሙሴ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ ኣእትዩ ነበረ እሞ፡ ሚርያምን ኣሮንን ብዛዕባ እታ ዘእተዋ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ ኣብ ልዕሊኡ ተዛረቡእግዚኣብሄር ብሙሴ ጥራይዶ እዩ ዚዛረብ፧ ብኣናስ ኣይዛረብን ድዩ፧ ድማ በሉ። እዚ ኸኣ እግዚኣብሄር ሰምዖእቲ ሰብኣይሙሴ ግና ኣብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ኻብ ዘሎ ሰብ ዓቃል ነበረ። ብኡብኡ እግዚኣብሄር ንሙሴን ንኣሮንን ንሚርያምንሰለስቴኹም ናብ ድንኳን ምርኻብ ወጹበሎምሰለስቲኦም ድማ ወጹእግዚኣብሄር ከኣ ብዓንዲ ደበና ወረደኣብ ኣፍ ድንኳን ደው ኢሉ ድማ ንኣሮንን ንሚርያምን ጸውዖምክልቲኦም ከኣ ወጹበሎም ድማዘረባይ ደኣ ስምዑ፡ ኣብ ማእከልኩም ነብዪ እንተሎ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ብራእይ እግለጸሉብሕልሚ እዛረቦባርያይ ሙሴስ ከምኡ ኣይኰነን፡ ንሱ ኣብ ብዘላ ቤተይ እሙን እዩ። ብግልጺ እምበር፡ ብኽዉል ዘረባ ኣይኰነንኣፍ ንኣፍ እዛረቦ፡ ንሱ ምስሊ እግዚኣብሄር ከኣ ይርኢ። ከመይከ ኣብ ባርያይ ኣብ ሙሴ ምዝራብ ዘይፈራህኩምኲራ እግዚኣብሄር ኣባታቶም ነደደ፡ ከደ ድማ። እቲ ደበና ኸኣ ናብ ልዕሊ ድንኳን ኣግለሰ፡ እንሆ ኸኣ፡ ሚርያም ለምጻም ኰነትከም በረድ ጻዕደወትኣሮን ድማ ናብ ሚርያም ግልጽ በለ፡ እነሆ ኸኣ ለምጻም ኰይና ነበረት።

Translation | Context
2ይ ዜና መዋእል 26:23 | 2 Helpful votes

ዑዝያ ድማ ምስ ኣቦታቱ ደቀሰ፡ ምስ ኣቦታቱውን ቀበርዎ። ንሱ ለምጻም ነበረ፡ ይብሉ ነበሩ እሞ፡ ኣብታ ናይ ነገስታት መቓብር ዘላ ምድሪ ቐበርዎ። ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ወዱ ዮታም ነገሰ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 13:1-59 | 2 Helpful votes

እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴን ንኣሮንን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦምሰብ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ሕበጥ ወይ ሽሒር ወይ ብሩህ ብሮት እንተለዎ፡ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ኸኣ ከም ቊስሊ ለምጺ ዝበለ እንተ ዀነ፡ ናብ ካህን ኣሮን ወይ ካብቶም ደቁ ኻህናት ናብ ሓደ የምጽእዎእቲ ኻህን ድማ ነቲ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ዘሎ ቚስሊ ይርኤኣብቲ ቚስሊ ዘላ ጸጒሪ እንተ ጻዕደወትእቲ ቚስሊ ኸኣ ካብ ቈርበት ስጋኡ ጐድጒዱ እንተ ተራእየቊስሊ ለምጺ እዩ። እቲ ኻህን ምስ ረአዮ፡ ርኹስ ምዃኑ ይንገር። እቲ ብሩህ ብሮት ኣብ ቈርበት ስጋኡ እንተ ጻዕደወ፡ ካብቲ ቘርበት ከኣ ዐሚቑ እንተ ዘይተርኤጸጒሩውን እንተ ዘይጻዕደወእቲ ኻህን ድማ ነቲ ቚሱል ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎእቲ ኻህን ከኣ ኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲ ይርአዮ፡ እንሆ ድማ፡ እቲ ቚስሊ ኸምቲ ዝነበሮ እንተሎእቲ ቚስሊ ኸኣ አብቲ ቖርበት እንተ ዘይለሐመእቲ ኻህን ካልኦት ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎእቲ ኻህን ድማ ኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲ ኻልኣይ ሳዕ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ እንተ ፋሕሸወኣብቲ ቘርበትውን እንተ ዘይለሐመንሱ ሽሒር እዩ፡ እቲ ኻህን ድማ ንጹህ ምዃኑ ይንገርክዳውንቱ ይሕጸብ እሞ ይነጽህንምንጻህ ኣብ ካህን ምስ ተራእየእቲ ሽሒር ኣብ ቈርበቱ እንተ ለሐመካልኣይ ሳዕ ኣብ ካህን ይርኤእቲ ኻህን ድማ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ሽሒር ኣብቲ ቘርበት እንተ ለሐመንሱ ለምጺ እዩሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር። ንሰብ ቊስሊ ለምጺ እንተለዎ፡ ናብ ካህን የምጽእዎእቲ ኻህን ድማ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ቈርበቱ ጻዕዳ ሕበጥ እንተሎ፡ ንሱ ኸኣ ነቲ ጸጒሪ እንተ ኣጻዕደዎኣብቲ ሕበጥ ድማ ብርንዶ ዚመስል ስጋ እንተሎ፡ ንሱ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ኣረጊት ለምጺ እዩ፡ ርኹስ ምዃኑ ድማ እቲ ኻህን ይንገር። ርኹስ እዩ እሞ፡ ኣይዕጾዎእቲ ለምጺ ኣብ ቈርበት ገፊሑ እንተ ወጸእቲ ለምጺ ኸኣ ነቲ ቚሱልዓይኒ እቲ ኻህን ዚርእዮ ዘበለ፡ ካብ ርእሱ ኽሳዕ እግሩ ንዂሉ ቘርበቱ እንተ ኸደኖሽዑ እቲ ኻህን ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ንብዘሎ ስጋኡ ለምጺ እንተ ኸደኖ፡ ሽዑ እቲ ቚሱል ከም ዝነጽሄ ይንገርብዘሎ ጻዕድዩ እዩ፡ ንሱ ንጹህ እዩበታ ብርንዶ ዚመስል ስጋ እተራእየላ መዓልቲ ግና ርኹስ እዩ። እቲ ኻህን ብርንዶ ዚመስል ስጋ ምስ ዚርኢርኹስ ምዃኑ ይንገር። እቲ ብርንዶ ዚመስል ስጋ፡ ንሱ ርኹስ እዩንሱ ለምጺ እዩወይ እቲ ብርንዶ ዚመስል ስጋ መሊሱ ኣብ ጻዕዳ እንተ ተለወጠናብ ካህን ይምጻእእቲ ኻህን ድማ ይርኣዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ መሊሱ እንተ ጻዕደወሽዑ እቲ ኻህን እቲ ቚሱል ንጹህ ምዃኑ ይንገርንሱ ንጹህ እዩንስጋ ኣብ ቈርበቱ ዝሐወየ ቚስሊ እንተለዎ፡ ኣብቲ በሰላ ኸኣ ጻዕዳ ሕበጥ ወይ ብሩህ ቅይሕ ዝበለ ጻዕዳ ብሮት እንተሎ፡ ሽዑ ኣብ ካህን ይርኤእቲ ኻህን ድማ ይርኣዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ካብቲ ቘርበት ጐድጒዱ እንተ ተራእየ፡ ጸጒሪ ኸኣ መሊሱ እንተ ጻዕደወ፡ ሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር፡ ንሱ ኣብ በሰላ ዝወጸ ቚስሊ ለምጺ እዩ። እቲ ኻህን እንተ ረአዮ እሞ፡ እንሆ ኸኣ፡ ኣብኡ ጻዕዳ ጸጉሪ እንተ ዜልቦ፡ ካብቲ ቘርበትውን እንተ ዘይጐድጐደ፡ ንሱ ድማ እንተ ፋሕሸወ፡ ሽዑ እቲ ኻህን ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎኣብቲ ቘርበት እንተ ለሐመ ኸኣ፡ ንሱ ቚስሊ ለምጺ እዩ፡ ሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር። እቲ ብሩህ ብሮት ከይለሐመ ኣብቲ ዘለዎ እንተ ቘመ ድማ፡ ንሱ በሰላ ቚስሊ እዩ፡ ንጹህ ምዃኑ ኸኣ እቲ ኻህን ይንገር። ወይ እቲ ስጋ ኣብ ቈርበቱ ንዳድ ሓዊ እንተለዎእሞ ኣብቲ ንዳድ ሓዊ ቅይሕ ዝበለ ጻዕዳ ወይ ጻዕዳ ብሩህ ብሮት እንተ ዀነ። ሽዑ እቲ ኻህን ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ጸጒሪ እቲ ብሩህ ብሮት መሊሱ እንተ ጻዕደወካብቲ ቘርበት ከኣ ጐድጒዱ እንተ ተራእየ፡ ንሱ ኣብቲ በሰላ ሓዊ ዝወጾ ለምጺ እዩ፡ ንሱ ቚስሊ ለምጺ እዩርኹስ ምዃኑ ድማ እቲ ኻህን ይንገር። ግናኸ እቲ ኻህን እንተ ረአዮ፡ እንሆ ድማ፡ ኣብቲ ብሩህ ብሮት ጻዕዳ ጸጒሪ እንተ ዜልቦ፡ ካብቲ ቘርበት ከኣ እንተ ዘይጐድጐደ እንተ ፋሕሸወ ድማእቲ ኻህን ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጾዎኣብታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ኸኣ እቲ ኻህን ይርኣዮኣብ ቈርበቱ እንተ ለሐመንሱ ቚስሊ ለምጺ እዩሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር። እቲ ብሩህ ብሮት ኣብቲ ዘለዎ እንተ ቘመ ኸኣኣብ ቈርበትውን እንተ ዘይለሐመ፡ ንሱ ድማ እንተ ፋሕሸወንሱ ሕበጥ ሓዊ እዩ፡ በሰላ ሓዊ እዩ እሞእቲ ኻህን ንጹህ ምዃኑ ይንገርሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ኣብ ርእሲ ወይ ኣብ ጭሕሚ ቚስሊ እንተለዎ፡ እቲ ኻህን ነቲ ቚስሊ ይርኣዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ ካብቲ ቘርበት ጐድጒዱ እንተ ተራእየ፡ ናብ ቀጢን ብጫ ዜብል ጸጉሪ ኸኣ እንተለዎም፡ ንሱ ዕንፍሩር እዩ ናይ ርእሲ ወይ ናይ ጭሕሚ ለምጺ እዩ፡ ሽዑ ርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገርእቲ ኻህን ነቲ ቚስሊ ዕንፍሩር እንተ ረአየ፡ እንሆ ኸኣ፡ ካብቲ ቖርበት ዐሚቑ እንተ ዘይተራእየ፡ ጸሊም ጸጒሪ ድማ እንተ ዜብሉ፡ ነቲ ቚስሊ ዕንፍሩር ዘለዎ እቲ ኻህን ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎኣብ ሳብዓይቲ መዓልቲ ድማ እቲ ኻህን ነቲ ቚስሊ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ዕንፍሩር እንተ ዘይለሐመ፡ ናብ ብጫ ዜብል ጸጒሪውን እንተ ዜብሉ፡ እቲ ዕንፍሩር ከኣ ካብቲ ቘርበት ዐሚቑ እንተ ዘይተራእየንሱ ይላጸነቲ ዕንፍሩር ዘለዎ ግና ኣይላጽዮእቲ ኻህን ድማ ነቲ ዕንፍሩር ዘለዎ መሊሱ ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲ ኸኣ እቲ ኻህን ነቲ ዕንፍሩር ይርኣዮ፡ እንሆ ድማ፡ እቲ ዕንፍሩር ኣብ ቈርበት እንተ ዘይለሐመ፡ ካብቲ ቘርበትውን ዐሚቑ እንተ ዘይተራእየ፡ እቲ ኻህን ንጹህ ምዃኑ ይንገርክዳውንቱ ድማ ይሕጸብይነጽህ ከኣድሕሪ ምንጻሁ ግና እቲ ዕንፍሩር ኣብቲ ቘርበት እንተ ለሐመእቲ ኻህን ይርአዮ። እንሆ ድማ፡ እቲ ዕንፍሩር ኣብ ቈርበት እንተ ለሐመእቲ ኻህን ናብ ብጫ ዜብል ጸጒሪ እንተሎ ኢሉ ኣይድለንሱ ርኹስ እዩእቲ ዕንፍሩር ኣብቲ ዘለዎ ቘይሙ፡ ኣብኡውን ጸሊም ጸጒሪ በቚሉ እንተ ረአየ ግና፡ እቲ ዕንፍሩር ሐውዩ እዩ፡ ንሱ ንጹህ እዩ፡ እቲ ኻህን ድማ ንጹህ ምዃኑ ይንገርሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ኣብ ቈርበት ስጋኡ ብሩህ ብሮትጻዕዳ ብሩህ ብሮት እንተለዎ፡ እቲ ኻህን ይረአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ኣብ ቈርበት ስጋኦም ዘሎ ብሩህ ብሮት ፍሕሽው ዝበለ ጻዕዳ እንተ ዀነ፡ እዚ ኣብ ቈርበት ዝወጸ ተውሳስ እዩንሱ ንጹህ እዩሰብ ጸጒሪ ርእሱ እንተ ተመልጠ፡ ናይ ምንኳዕ እዩንሱ ንጹህ እዩርእሱ ብሸነኽ ቅድሚት እንተ ተመልጠ ድማ፡ ምብራሕ እዩንሱ ንጹህ እዩኣብ ነዃዑ ወይ ኣብ በራሕ ርእሱ ቕይሕ ዝበለ ጻዕዳ ቚጽሊ እንተለዎ፡ ንሱ ኣብ ነዃዑ ወይ ኣብ በራሑ ዝወጾ ለምጺ እዩ። እቲ ኻህን ድማ ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ኣብ ነዃዑ ወይ ኣብ በራሑ ዘሎ ሕበጥ ቊስሊ፡ ከምቲ ናይ ቈርበት ስጋ ለምጺ ቅይሕ ዝበለ ጻዕዳ ዀይኑ እንተ ተራእየለምጻም ሰብ እዩንሱ ርኹስ እዩርኹስ ምዃኑ እቲ ኻህን ኣርጊጹ ይንገረሉቊስሉ ኣብ ርእሱ አሎእቲ ቚስሊ ዘለዎ ለምጻም ክዳኑ ቕዱድ ይኹንርእሱ ኸኣ ይቀላዕጭሕሙ ድማ ይኽደንርኹስርኹስ፡ ኢሉ ኸኣ ይጨርሕቊስሊ ዘለዎ ዂሉ መዓልቲ ርኹስ ይኹንንሱ ርኹስ እዩንበይኑ ይቀመጥምቕማጡ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ይኹን። ኣብ ክዳን ድማ፡ ኣብ ክዳን ጸጒሪ ወይ ኣብ ክዳን ልሕጺ እንጣጢዕ፡ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ናይ እንጣጢዕ ወይ ናይ ጸጒሪወይ ኣብ ቈርበት ወይ ኣብ ዝዀነ ኻብ ቈርበት እተገብረ ነገር፡ ቊስሊ ለምጺ እንተለዎ፡ እቲ ቚስሊ ድማ ኣብ ክዳን ወይ ኣብ ቈርበት ወይ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ወይ ኣብ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበትሕምልይ ወይ ቅይሕ እንተ በለ፡ ንሱ ቚስሊ ለምጺ እዩ፡ ኣብ ካህን ድማ ይረኤእቲ ኻህን ከኣ ነቲ ቚጽሊ ይርአዮነቲ ቚሱል ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎበታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ድማ ነቲ ቚስሊ ይርአዮእቲ ቚስሊ ኣብ ክዳን ወይ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ወይ ኣብ ቈርበትንዝዀነ ዕዮ ኻብ ቈርበት ኣብ እተገብረ ነገር እንተ ለሐመእዚ ቚስልዚ በላዒ ለምጺ እዩ፡ ንሱ ርኹስ እዩነቲ ኽዳን ድማወይ ቅጥኒ ወይ ፋእሚ ናይ ጸጒሪ እንተ ዀነ ወይ ናይ እንጣጢዕወይ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበት እቲ ቚስሊ ዘለዎ ዘበለ፡ ይንደድ። በላዒ ለምጺ እዩ እሞ፡ ብሓዊ ይንደድእቲ ኻህን ድማ እንተ ረአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ኣብ ክዳን ወይ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ወይ ኣብ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበት እንተ ዘይለሐመሽዑ ነቲ ቚስሊ ዘለዎ ኺሐጽብዎ እቲ ኻህን ይአዝዝመሊሱ ድማ ሾብዓተ መዓልቲ ይዕጸዎ። እቲ ቚስሊ ምስ ተሐጽበ ድማ፡ እቲ ኻህን ይርአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ሕብሩ እንተ ዘይለወጠእቲ ቚስሊ ድማ እንተ ዘይለሓመንሱ ርኹስ እዩ፡ ብሓዊ ኣንድዶ። እቲ ብሉዕ፡ ብውሽጢ እንተ ዀነ ወይ ብወጻኢ፡ ንሱ ዜዕምቚ በላዒ እዩ። እቲ ኻህን ድማ እንተ ረአዮ፡ እንሆ ኸኣ፡ እቲ ቚስሊ ድሕሪ ምሕጻቡ እንተ ፋሕሸወካብቲ ኽዳን ወይ ካብቲ ቘርበት ወይ ካብቲ ቕጥኒ ወይ ካብቲ ፋእሚ ይቕደዶኣብቲ ኽዳንወይ ኣብቲ ቕጥኒ ወይ ኣብቲ ፋእሚ ወይ ኣብ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበት ገና እንተ ተራእየዝወጸ ለምጺ እዩ፡ ነቲ ቚስሊ ዘለዎ ብሓዊ ኣንድዶ። እቲ እተሐጽቦ ኽዳንወይ ቅጥኒ ወይ ፋእሚ ወይ ዝዀነ ቘርበትእቲ ቚስሊ እንተ ኸደሉካልኣይ ሳዕ ይተሐጸብ፡ ይነጽህ ድማ። ብዛዕባ ቚስሊ ለምጺ ኣብ ክዳን ጸጒሪ ወይ ናይ እንጣጢዕ ወይ ኣብ ቅጥኒ ወይ ኣብ ፋእሚ ወይ ኣብ ዝዀነ ኣቕሓ ቘርበትንጹህ ምዃኑ ወይ ርኹስ ምዃኑ ምንጋርሕጉ እዚ እዩ

Translation | Context
ማቴዎስ 8:1-4 | 2 Helpful votes

ካብ ከረን ኪወርድ ከሎ፡ ብዙሕ ህዝቢ ሰዐቦእንሆለምጻም መጺኡጐይታይ፡ እንተ ትፈቱስከተንጽሃኒ ትኽእል ኢኻ፡ እናበለ ሰገደሉኢዱ ዘርጊሑ፡ ፈትየ አሎኹ ንጻህኢሉ ተንከዮብኡብኡ ኻብ ለምጹ ነጽሄየሱስ ድማ ንሓደ እኳ ኸይትነግር ተጠንቀቕ። ኪድ ደኣ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፡ ናኣታትቶም ንምስክር ድማ እቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መባእ ኣቕርብበሎ

Translation | Context