Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

16 bible verses about

laying on of hands


1ይ ጢሞቴዎስ 5:22 | 12 Helpful votes

ብታህዋኽ ኣብ ሓደ እኳ ኢድካ ኣይተንብር፡ ኣብ ሓጢኣት ካልኦትውን ኣይትጸምበርንርእስኻ ብንጽህና ሐሉ

Translation | Context
እብራውያን 6:1-3 | 11 Helpful votes

ስለዚ ናይ ክርስቶስ መጀመርታ ነገሩ ሐዲግናብንስሓ ኻብ ምዉት ግብሪብእምነት ብኣምላኽብትምህርቲ ጥምቀትብምንባር ኣእዳውብትንሳኤ ምዉታት፡ ብናይ ዘለኣለም ፍርዲውን ከም ብሓድሽ መሰረት ኣይንሰርት እሞ ናብ ፍጻሜ ንሕለፍ። ኣምላኽ እንተ ፈቐዶስ፡ ነዚ ድማ ክንገብሮ ኢና።

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 13:3 | 10 Helpful votes

ሽዑ ጾሙን ጸለዩን ኣእዳዎም ከኣ ኣንበሩሎም እሞ ሰደድዎም

Translation | Context
ማርቆስ 16:17-18 | 10 Helpful votes

ነቶም ዚአምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡኣትማን ኪሕዙ እዮም፡ ዚቐትል እንተ ሰተዩ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪጐድኦምን እዩ፡ ኣእዳዎም ኣብ ሕሙማት ኬንብሩ ንሳቶምውን ኪሐውዩ እዮም።

Translation | Context
ያእቆብ 5:14 | 8 Helpful votes

ኣብ ምኣእከልኩምከ ዝሐመመዶ አሎ፧ ንሽማግሌታት ማሕበር ይጸውዕ፡ ንሳቶም ከኣ ብስም እግዚኣብሄርዘይቲ እናለኸይዎ፡ ኣብ ልዕሊኡ ይጸልዩ

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 4:14 | 7 Helpful votes

ነቲ ብትንቢት ብምንባር ኢድ ሽማግሌታትን እተዋህበካኣባኻ ዘሎ ውህበት ጸጋ ዕሽሽ ኣይትበሎ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 8:17 | 6 Helpful votes

ሽዑ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም እሞ መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 28:8 | 6 Helpful votes

ኰነ ድማ፡ ኣቦ ጱብልዮስ ብዓሶን ብውጽኣት ከብድን ሐሚሙ ነበረ። ጳውሎስ ከኣ ናብኡ አትዩ ጸለየሉኣእዳዉ ኣንቢሩውን ኣሕወዮ

Translation | Context
ማቴዎስ 9:29 | 4 Helpful votes

ሽዑ፡ ከም እምነትኩም ይኹነልኩም፡ ኢሉ ኣዒንቶም ተንከየ

Translation | Context
ዘሁልቍ 27:18-23 | 4 Helpful votes

እግዚኣብሄር ከኣ ንሙሴ በሎእያሱ ወዲ ነዌመንፈስ ዘለዎ ሰብኣይ፡ ናባኻ ውሰድኢድካ ድማ ኣብ ልዕሊኡ ኣንብር። ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን ኣብ ቅድሚ ዅሉ ኣኼባን ከኣ ደው ኣብሎኣብ ቅድሚኦም ድማ ኣዝዞኲሉ ኣኬባ ደቂ እስራኤል ምእንቲ ኺእዘዞ ኸኣ፡ ካብ ግርማኻ ኣብ ልዕሊኡ ኣንብር። ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛር ድማ ደው ይበል፡ ንሱ ኸኣ ብፍርዲ ኡሪም ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ይሕተተሉ። ንሱን ኲሎም ደቂ እስራኤልን ኲሉ እቲ ኣኼባን ከኣ ምስኡ ብቓሉ ይውጽኡ። ብቓሉ ድማ ይእተዉሙሴ ድማ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ገበረንእያሱ ወሲዱ ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን ኣብ ቅድሚ ዅሉ ኣኼባን ደው ኣበሎ። ንሱ ኸኣ ኣእዳዉ ኣብ ልዕሊኡ ኣንበረ፡ ከምቲ እግዚኣብሄር ብሙሴ እተዛረቦ ድማ ኣዘዞ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 6:6 | 3 Helpful votes

ኣብ ቅድሚ ሃዋርያት ከኣ ደው ኣበልዎም፡ እናጸለዩውን ኣእዳዎም ኣንበሩሎም

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 9:17 | 3 Helpful votes

ሽዑ ሃናንያ ኸደ እሞ ናብ ቤት ኣተወኢዱ ኣብኡ ኣንቢሩ ኸኣ፡ ኣታ ሳውል ሓወይ፡ እቲ ኽትመጽእ ከሎኻ ኣብ መገዲ እተራእየካ ጐይታና የሱስክትርእን መንፈስ ቅዱስ ኪመልኣካን፡ ናባኻ ልኢኹኒበሎ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 19:6 | 3 Helpful votes

ጳውሎስ ኢዱ ምስ ኣንበረሎም ከኣ፡ መንፈስ ቅዱስ ናባታቶም ወረደ። ሽዑ ብቛንቋታት ተዛረቡን ተነበዩን

Translation | Context
ዘፍጥረት 48:14 | 3 Helpful votes

እስራኤል ድማ፡ ምናሴ በዅሪ ነበረ እሞ፡ ኣእዳዉ ኣመሐሊፉ የማነይቲ ኢዱ ዘርጊሑ ኣብ ርእሲ ኤፍሬም፡ ንሱ ኸኣ እቲ ንእሽቶጸጋመይቲ ኢዱ ድማ ኣብ ርእሲ ምናሴ ኣንበረ።

Translation | Context
ማርቆስ 16:17 | 3 Helpful votes

ነቶም ዚአምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 1:4 | 2 Helpful votes

ኣብ ርእሲ እቲ ዚሐርር መስዋእቲ ኢዱ የንብር እሞ ንምትዕራቑ ቕቡል ይኸውን።

Translation | Context