Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

8 bible verses about

keys


ማቴዎስ 16:19 | 27 Helpful votes

መርሖታት መንግስተ ሰማያት ክህበካ እየ፡ ኣብ ምድሪ ዝኣሰርካዮ ዅሉ ኣብ ሰማይ እሱር ኪኸውን እዩ። ኣብ ምድሪ ዝፈታሕካዮ ዅሉ ድማ ኣብ ሰማይ ፍቱሕ ኪኸውን እዩ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 22:22 | 15 Helpful votes

መኽፈቻ ቤት ዳዊት ድማ ኣብ መንኲቡ ኸንብር እየ፡ ንሱ ይኸፍት፡ ሓደ ዚዐጹ ኸኣ የልቦን፡ ንሱ ይዐጹ፡ ሓደ ዚኸፍት ድማ የልቦን።

Translation | Context
ራእይ 1:18 | 15 Helpful votes

ምስ ርኤኽዎ ድማ፡ ከም ምዉት ኰይነ ኣብ ኣእጋሩ ወደቕኩ። ንሱ የማናይ ኢዱ ኣንበረለይ፡ ከምዚ እናበለ፡ ኣነ እቲ ቐዳማይን እቲ ዳሕራይን እቲ ህያውን እየ እሞኣይትፍራህሞይተውን ነበርኩ፡ እንሆ ኸኣንዘለኣለመ ኣለም ህያው እየ፡ መርሖ ሞትን ሲኦልን ከኣ አሎኒ።

Translation | Context
ራእይ 3:7 | 13 Helpful votes

ናብ መልኣኽ ማሕበር ፊላደልፍያውን ጽሐፍ፡ እቲ ቅዱስሓቀኛ፡ መርሖ ዳዊት ዘለዎ፡ ንሱ ምስ ከፈተሓደ እኳ ዘይዐጹ፡ ንሱ ምስ ዐጸወ ኸኣ፡ ሓደ እኳ ዘይከፍትከምዚ ይብል አሎ፡

Translation | Context
ሉቃስ 11:52 | 9 Helpful votes

ኣቱም ፈለጥቲ ሕጊመርሖ ፍልጠት ወሲድኩምሲንስኻትኩም ኣይኣቶኹምን፡ ነቶም ኪኣትዉ ዝደለዩ ድማ ከልኪልኩምዎም ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም

Translation | Context
ራእይ 9:1 | 6 Helpful votes

እቲ ሓምሻይ መልኣኽ ድማ መለኸት ነፍሔኰዀብ ከኣ ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ኺወድቕ ከሎ ርኤኹመርሖ ዓሚቝ ዔላውን ተዋህቦ

Translation | Context
መሳፍንቲ 3:25 | 4 Helpful votes

ክሳዕ ዚሽገሩ ተጸበዩ፡ እንሆ፡ ንሱ መዓጹ እታ ላዕለይቲ ቤት ኣይከፈተን እሞ፡ መኽፈቻ ወሲዶም ከፈትዎ፡ እንሆ ድማ፡ ጐይታኦም ሞይቱ ኣብ ምድሪ ወዲቑ ነበረ።

Translation | Context
ራእይ 20:1 | 4 Helpful votes

መርሖ መዓሙቝን ሓደ ገዚፍ መቝሕን ኣብ ኢዱ ዝሐዘ መልኣኽ ድማ ካብ ሰማይ ኪወርድ ከሎ ርኤኹ

Translation | Context