Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

judah


ዘሁልቍ 2:3 | 3 Helpful votes

እቶም ኣብ ቅድሚት ብሸነኽ ምብራቕ ዚሰፍሩ፡ ከም ሰራዊቶም ሰንደቕ ዕላማ ሰፈር ይሁዳ ይኹን። ሹም ደቂ ይሁዳ ድማ ነኣሶን ወዲ ኣሚናዳብ እዩ።

Translation | Context
ዘፍጥረት 49:8-12 | 3 Helpful votes

ኣታ ይሁዳኣሕዋትካ ኼመስግኑኻ እዮም፡ ኢድካ ኣብ ክሳድ ጸላእትኻ ኽትከውን እያ፡ ደቂ ኣቦኻ ኺሰግዱልካ እዮም። ይሁዳ ሽደን ኣንበሳ እዩ። ወደይ፡ ካብ ምርኮ ደየብካከም ኣንበሳ ተዀርምዩ ደቀሰ፡ ከም ኣንስተይቲ ኣንበሳ እኳ ደኣ፡ መን የተንስኦሺሎ ኽሳዕ ዚመጽእካብ ይሁዳ በትሪዘንጊ ገዛኢ ኸኣ ካብ ማእከል ኣእጋሩ ኣይዝምብልንህዝብታት ይእዘዝዎንገልገሉ ኣብ ጉንዲ ወይኒንዒሉ እታ ኣድጉ ኸኣ ኣብ ብሉጽ ጨንፈር ወይኒ ይኣስርክዳውንቱ ብወይኒነጸላኡ ድማ ብደም ዘቢብ ይሕጸብኣዒንቱ ብወይኒ ኪቔሓኣስናኑ ኸኣ ብጸባ ኺጽዕድዋ እየን።

Translation | Context
ኤርምያስ 23:5-6 | 3 Helpful votes

እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ጨንፈር ዘተንስኣለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ። ንሱ ነጊሱ ኺገዝእኪቐንዖ ድማ እዩ፡ ኣብታ ሃገር ከኣ ፍርድን ጽድቅን ኬውጽእ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄርብዘመኑ ይሁዳ ኺድሕንእስራኤል ድማ ኣስተርሕዩ ኺነብር እዩ። ዚስመየሉ ስም ከኣ፡ እግዚኣብሄር ጻድቅና እዩ፡ ኪኸውን እዩ።

Translation | Context