Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all5 bible verses about
ሸያብ ጸጕሪ ናይ ክብረት ዘውዲ እዩ፡ እዚ ኸኣ ኣብ መገዲ ጽድቂ እዩ ዚርከብ።
Translation | Contextሓይሊ ንመንእሰይ ክብረቱ እዩ፡ ንኣረገውቲ ኸኣ ሽበቶም ስልማቶም እዩ።
Translation | Contextሓይሉ ኣጋይስ ይበልዕዎ፣ ንሱውን ኣይፈልጦን። ሽበት ተነዝሖ፣ ንሱውን ኣይፈልጦን።
Translation | Contextእምበአር ከም ጥበብካ ግበሮ፡ ንሽበቱ ብሰላም ናብ ሲኦል ኣይተውርዶ።
Translation | Contextካብ ጸጒሪ ርእስኻ ሓንቲ ኸተጻዕዱ ወይስ ከተጸልም ኣይትኽእልን ኢኻ ኣሞ፡ ብርእስካ እኳ ኣይትምሐል።
Translation | Context