Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all2 bible verses about
ኣብ ወጻኢ ሰፈር እትወጸሉ ቦታ ይሀሉኻ። ምስ መሳርያኻ ድማ ሓንካሾ ሐዝ፡ ይኸውን ድማ፡ ኣብ ወጻኢ ኾፍ ምስ በልካ፡ ብእኡ ጉድጓድ ኽትኵዕት፡ ነቲ ውጽኣትካ ተመሊስካ ኽትከድኖ ኢኻ።
Translation | Contextኤልሳእ ከኣ ናብኡ ልኡኽ ሰዲዱ፡ ናብ ዮርዳኖስ ኪድ እሞ ሾብዓተ ሳዕ ተሓጸብ፡ እቲ ስጋኻ ድማ ጥዕዩ ይምለሰካ፡ ክትጸሪውን ኢኻ፡ በሎ።
Translation | Context