Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

gideon


መሳፍንቲ 6:15 | 8 Helpful votes

ንሱ ድማ፡ ኣየ ጐይታይ፡ እንሆ ዓሌተይ ካብ ምናሴ እቲ ድኻ እዩ፡ ኣነ ኸኣ ኣብ ቤት ኣቦይ እቲ ንእሽቶ እየ፡ ንእስራኤል ደኣ ብምንታይ ከድሕኖ እየ፧ በሎ

Translation | Context
መሳፍንቲ 8:23 | 8 Helpful votes

ጊዴዎን ከኣ፡ ኣነስ ኣይገዝኣኩምንወደይውን ኣይገዝኣኩምን፡ እግዚኣብሄር ደኣ ይግዛእኩምበሎም

Translation | Context
መሳፍንቲ 6:36-40 | 8 Helpful votes

ጊዴዎን ድማ ንኣምላኽ፡ ከምቲ እተዛረብካዮ ንእስራኤል ብኢደይ ተድሕኖ እንተ ዄንካስ፡ እንሆ፡ ኣነ እዚ ቚሩጽ ጸምሪ እዚ ኣብ ዓውዲ ኤንብር አሎኹ። ኵላ ምድሪ ንቕጽቲ ኸኣ ኣብዚ ጸምሪ ጥራይ ዛዕዛዓ እንተ ዀነ፡ ሽዑ ኸምቲ እተዛረብካዮንእስራኤል ብኢደይ ከም እተድሕኖ እፈልጥ፡ በሎ። ከምኡ ድማ ዀነ። ንጽብሒቱ ኣንጊሁ ተንሲኡ፡ ነቲ ጸምሪ ጸሞቘ፡ ካብቲ ጸምሪ ኸኣ ሒላብ ምሉእ ማይ ኣውጽኤ። ጊዴዎን ድማ ንኣምላኽሓንሳእ ጥራይ ክዛረብቊጥዓኻ ኣባይ ኣይንደድ፡ በቲ ጸምሪ ሓንሳእ ጥራይ ክፍትን በጃኻ። እምበኣርሲ እቲ ጸምሪ ጥራይ ንቑጽ፡ ኣብ ብዘላ ምድሪ ድማ ዛዕዞዓ ይኹን፡ በሎኣምላኽ ድማ በታ ለይቲ እቲኣ ኸምኡ ገበረ፡ እቲ ጸምሪ ጥራይ ንቑጽ ከሎ ኣብ ብዘላ ምድሪ ዛዕዝዓ ዀነ።

Translation | Context
መሳፍንቲ 8:24-27 | 4 Helpful votes

ጊዴዎን ድማ፡ ካባኻትኩም ግዳ ሓደ ልማኖ እልምን አሎኹ፡ ነፍሲ ወከፍ እቲ ዝማረኾ ቐላብቲ ሀቡኒበሎም። - ንሳቶም እስማኤላውያን ነበሩ እሞ፡ ስለዚ ቐላብቲ ወርቂ ነበሮም -። ንሳቶም ከኣ፡ ተሐጒስና ንህበካበሉክዳን ድማ ዘርግሑነፍሲ ወከፍ ከኣ እቲ ዝማረኾ ቐላብቲ ናብኡ ደርበየ። ብጀካ እቲ ኣብ ነገስታት ሚድያን ዝነበረ ድሪን ኵትሻን ግምጃ ኽዳውንትን፡ ብጀካ እቲ ኣብ ክሳውዲ ኣግማሎም ዝነበረ ደቋታት፡ እቲ ዝመለኖ ቐላብቲ ወርቂ ሚዛኑ ሽሕን ሾብዓተ ሚእትን ሲቃል ወርቂ ዀነ። ጊዴዎን ድማ ንእኡ ኤፉድ ገይሩ፡ ኣብ ከተማኡ ኣብ ዖፍራ ኣንበሮ። ብዘለዉ እስራኤል ከኣ ደድሕሪኡ ኣብኡ ዘመወ። እዚ ኸኣ ንጊዴዎንን ንቤቱን መፈንጠራ ዀነ።

Translation | Context