Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

9 bible verses about

cowardice


2ይ ጢሞቴዎስ 1:7 | 10 Helpful votes

በዚ ምኽንያት እዚኣምላኽሲ መንፈስ ሓይልን ፍቕር ቅጽዓትን እምበር፡ መንፈስ ፍርሃት ኣይሃበናን እሞ፡ ነቲ ብምንባር ኢደይ ኣባኻ ዘሎ ውህበት ኣምላኽ ክትሕድሶ ኤዘክረካ አሎኹ።

Translation | Context
ራእይ 21:8 | 10 Helpful votes

እቶም ፈራሃትን ዘይኣምኑን ፍንፉናትን ቀተልቲ ነፍስን ኣመናዝርን ጠንቈልትን መምለኽቲ ጣኦትን ብዘለዉ ሓሰውትን ግና፡ ግዲኦም ኣብቲ ብሓውን ዲንን ዚነድድ ቀላይ እዩ፡ እዚ እቲ ኻልኣይ ሞት እዩ፡ በለኒ።

Translation | Context
ምሳሌ 28:1 | 10 Helpful votes

ረሲኣን ዚሰጎም ዜብሎም ይሀድሙጻድቃን ግና ከም ሽደን ኣንበሳ ይተብዑ

Translation | Context
ምሳሌ 29:25 | 5 Helpful votes

ንሰብ ምፍራህ ኣብ መፈንጠራ የእርቱብእግዚኣብሄር ዚእመን ግና ኣብ ደሓን ይነብር።

Translation | Context
ገላትያ 2:11-14 | 3 Helpful votes

ኬፋ ናብ ኣንጾክያ ምስ መጸ ግና፡ ተኸሲሱ ነበረ እሞ፡ ገጽ ንገጽ ተቓወምክዎ። ገለ ሰባት ካብ ያእቆብ ከይመጹ፡ ምስ ኣህዛብ ሐቢሩ ይበልዕ ነበረ፡ ምስ መጹ ግና፡ ንሰብ ግዝረት ፈሪሁ ኣግለሰ፡ ርእሱውን ፈለየ። እቶም ዝተረፉ ኣይሁድውን ምስኡ ተገበዙበርናባስ እኳ በቲ ግዝብንዝኦም ክሳዕ ዚሰሐብ ኰነ። ከምቲ ሓቂ ወንጌል ብቕንዕና ዘይምምልላሶም ምስ ርኤኹ ግና፡ ንጴጥሮስ ኣብ ቅድሚ ዅላቶም በልክዎ፡ ንስኻ፡ ኣይሁዳዊ ኽነስኻ፡ ብናይ ኣይሁድ ዘይኰነስ ብንብረት ኣህዛብ ካብ እትህሉ፡ ከመይ ኢልካ ደኣ ነቶም ኣህዛብ ብንብረት ኣይሁድ ኪህልዉ ብግዲ ትብሎም አሎኻ፡

Translation | Context
ሉቃስ 22:54-60 | 2 Helpful votes

ሒዞም ከኣ ወሰድዎ፡ ናብ ቤት ሊቀ ኻህናትውን ኣእተውዎጴጥሮስ ከኣ ርሕቕ ኢሉ ይስዕቦ ነበረ። ኣብ ማእከል እቲ መከበባያ ከኣ ሓዊ ኣንዲዶም ብሓንስእ ተቐሚጦም ከለዉ፡ ጴጥሮስ ኣብ ማከሎም ተቐመጠሓንቲ ገረድ ኣብ ጥቓ እቲ ሓዊ ተቐሚጡ ምስ ረአየቶጠሚታቶ፥ እዚውን ምስኡ ነይሩ እዩ፡ በለት። ንሱ ግና፡ ኣቲ ሰበይቲኣይፈልጦን እየ ኢሉ ኸሐደቅሩብ ጽንሕ ኢሉ ኸኣ፡ ሓደ ኻልእ ርእይዎ፥ ንስኻውን ካባታቶም ኢኻበለጴጥሮስ ግና፥ ኣታ ሰብኣይ፡ ኣይፋለይን፡ በለሓንቲ ሰዓት እትኣክል ምስ ሐለፈት ከኣ፡ ሓደ ኻልእ፥ እዚ ድማ ብሓቂ ምስኡ ነይሩ እዩ፡ ገሊላዊ ኸኣ እዩኢሉ ኣርጊጹ ተዛረበ። ጴጥሮስ ድማ፡ ኣታ ሰብኣይ፡ እዚ እትብሎ ዘሎኻ ኣይፈልጦን እየ፡ በሎ። ሽዑ ገና እዚኣ ክኦዛረብ ከሎ፡ ብኡብኡ ደርሆ ነቀወ

Translation | Context
ማርቆስ 14:66-72 | 2 Helpful votes

ጴጥሮስ ኣብ ታሕቲ ኣብ ገዛ ኸሎ፡ ካብ ኣግራድ ሊቀ ኻህናት ሓንቲ መጸትንጴጥሮስ፡ ሓዊ ኺስሕን ከሎ፡ ምስ ረአየቶ ኸኣ፡ ንስኻውን ምስ የሱስ ናዝራዊ ኔርካእናበለት ጠመተቶ። ንሱ ግና፥ እዚ ንስኺ እትብልዮ ዘሎኺ ኣይፈልጦን ኣየስተውዕሎንውን እየ፡ ኢሉ ኸሐደ። ካብ ገዛ ኸኣ ናብ ዓንቀጽ ወጸደርሆውን ነቀወ። እታ ገረድ ረአየቶ፡ ነቶም ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሎም ዘለዉ ኸኣ፡ እዚ ኻባታቶም እዩ፡ ኢላ ኸም ብሓድሽ ክትነግሮም ጀመረት። ንሱ ድማ ከም ብሓድሽ ከሐደ። እቶም ደው ዝበሉ ቕሩብ ጽንሕ ኢሎም ንጴጥሮስገሊላዊ ኢኻ እሞ፡ ብሓቂ ኻባታቶም ኢኻኣዛራርባኻውን ከምቲ ኣዛራርባኦም ይመስልበልዎ። ንሱ ግና፥ ነዚ እትብልዎ ዘሎኹም ሰብኣይ ኣይፈልጦን እየ፡ ኢሉ ኺርገምን ኪምሕልን ጀመረ። ብኡብኡ ደርሆ ኻልኣይ ሳዕ ነቀወጴጥሮስ ከኣ ነቲ የሱስደርሆ ኽልተ ሳዕ ከይነቀወ፡ ሰለስተ ሳዕ ክትክሕደኒ ኢኻ፡ ዝበሎ ቓል ዘከረ። ነዚ ነገርዚ ሓሲቡ በኸየ

Translation | Context
መሳፍንቲ 7:3 | 2 Helpful votes

እምበኣር ሕጂ ኣብ እዝኒ እቶም ህዝቢፈራህን ተሸባርን ዘበለ ይመለስ፡ ካብ ከረን ጊልዓድ ይኺድኢልካ ኣውጅ፡ በሎ። ሽዑ ኻብቶም ህዝቢ ዕስራን ክልተን ሽሕ ተመልሱዓሰርተ ሽሕ ከኣ ተረፉ

Translation | Context
ማቴዎስ 5:11-12 | 2 Helpful votes

እንተ ጸረፉኹምን እንተ ሰጐጉኹምን ምእንታይ ድማ ክፉእ ዘበለ ብሓሶት እንተ ተዛረቡልኩምብጹኣን ኢኹም። ከምኡ ኸኣ ቅድሜኹም ንዝነበሩ ነብያት ሰጕጎምዋም እዮም እሞ፡ ኣብ ሰማያት ዓስብኹም ብዙሕ ስለ ዝዀነ፡ ተሐጐሱ ባህውን ይበልኩም

Translation | Context