Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all3 bible verses about
ኪዳነይ ኣየፍርስን፣ ከናፍረይ እተዛረቦ ድማ ኣይልውጥን።
Translation | Contextነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣተዎ ኺዳኑ፣ ንይስሃቅውን ዝመሐለሉ ማሕላ፣ ነቲ ንሽሕ ወለዶ ዝአዘዞ ቓል ንዘለአለም ዘኪሩስ፣ ምድሪ ከነአን፣ ዕድሎት ርስትኹም ክትከውን፣ ክህበካ እየ፣ ኢሉ ንያእቆብ ከም ሕጊ፣ ንእስራኤል ከኣ ከም ናይ ዘለአለም ኪዳን ገይሩ ኣቘሞ።
Translation | Contextእግዚኣብሄር ኣምላኽሲ ኪዳን ብምፍራስኪ ማሕላ ዝነዐቕኪ ኢኺ፣ ኣነውን ከምቲ ዝገበርክዮ ኽገብረኪ እየ፣ ይብል አሎ እሞ፣ ምንዝርናኽን ጽያፍክን ትጾሪ ኣሎኺ፣ ይብል እግዚኣብሄር።
Translation | Context