Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

convictions


ዮሃንስ 16:7-11 | 3 Helpful votes

ግናኸ እንተ ኸድኹ ኸም ዚሔሸኩምሓቂ እነግረኩም አሎኹ። ኣነ እንተ ዘይከድኩስ፡ እቲ መጸናንዒ ናባኻትኩም ኣይመጽእን እዩ እሞ፡ እንተ ኸድኩ ግናንእኡ ኽሰደልኩም እየ። ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ ንዓለም ብዛዕባ ሓጢኣትን ብዛዕባ ጽድቅን ብዛዕባ ፍርድን ኪረትዓ እዩ። ብዛዕባ ሓጢኣትብኣይ ስለ ዘይአመኑብዛዕባ ጽድቂናብ ኣቦይ እኸይድ አሎኹ እሞደጊም ኣይትርእዩንንብዛዕባ ፍርዲ ኸኣ፥ ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ስለ እተፈርዶ

Translation | Context
ሉቃስ 5:8 | 3 Helpful votes

ስምኦን ጴጥሮስ እዚ ምስ ረአየ፡ ንሱ ብዛዕባ እቲ ዝገፈፍዎ ምግፋፍ ዓሳ ኣዝዮ ስለ ዝሰምበደእቶም ምስኡ ዘለዉ ዅሎምንያእቆብን ዮሃንስን ደቂ ዘብዴዎስ ሰብ ብርኪ ዝነበሩን ድማ ኸምኡስምኦንጐይታይ፡ ኣነ ሓጥእ ሰብ እየ እሞ፡ ካባይ ርሐቕእናበለ ኣብ ብርኪ የሱስ ተደፍኤየሱስ ከኣ ንስምኦን፥ ካብ ሕጂ ገፋፍ ሰብ ክትከውን ኢኻ እሞ፡ ኣይትፍራህበሎ

Translation | Context