Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

cheese


እዮብ 10:8-12 | 31 Helpful votes

ኣእዳውካ ንዂለንትናይ ደኰናሰርሓኒውን፡ ግናኸ ተጥፍኣኒ አሎኻ። ከም መሬት ከም ዝጠፍጠፍካኒ ዘክርሕጂ ኸኣ ናብ ሓመድ ትመልሰኒ አሎኻ። ከም ጸባዶ ኣየፍሰስካንን፡ ከም ርግኦስ ኣየርጋእካንን ኢኻ፧ ቈርበትን ስጋን ኣልበስካኒብዓጽምን ጅማትን ቀወድካኒህይወትን ጸጋን ሞገስካኒምክንኻንካ ንመንፈሰይ ሐለዎ

Translation | Context
1ይ ሳሙኤል 17:18 | 24 Helpful votes

እዘን ዓሰርተ ጐጎ ኣጂቦ እዚኤን ከኣ ነቲ ሓለቓ ሽሕ ውሰደሉኣሕዋትካ ደሓን እንተለዉ ርኢኻስ፡ ካባታቶም ድማ መፈለጥታ ኣምጽአለይ፡ በሎ።

Translation | Context
2ይ ሳሙኤል 17:29 | 24 Helpful votes

ንሳቶም፡ እቲ ህዝቢ ኣብ በረኻ ጠምዮን ደኺሙን ጸሚኡን እዩ ዘሎ፡ ኢሎም ነበሩ እሞ፡ ዓራውትን ጭሔሎታትን ኣቕሓ መሬትን ስርናይን ስገምን ሓርጭን ጥቡስ ሰዊትን ባልደንጓን ብርስንን ቈሎ ዓተርን መዓርን ርግኦን ኣባጊዕን ኣጅቦ ኣሓን ንዳዊትን ነቲ ምስኡ ዝነበረ ህዝብን ዚብላዕ ኣምጽኡሎም

Translation | Context
እዮብ 10:10 | 21 Helpful votes

ከም ጸባዶ ኣየፍሰስካንን፡ ከም ርግኦስ ኣየርጋእካንን ኢኻ፧

Translation | Context