Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

beggars


ግብሪ ሃዋርያት 3:1-6 | 12 Helpful votes

ጴጥሮስን ዮሃንስን ብታስዐይቲ ሰዓት ብጊዜ ጸሎት ናብ ቤተ መቕደስ ብሓንሳእ ደየቡ። ካብ ከርሲ ኣዲኡ ሒዙ ኣእጋሩ ዝሞተ ሰብኣይ ካብቶም ናብ ቤተ መቕደስ ዚአትው ምጽዋት ምእንቲ ኺልምንጾይሮም ኣብ ጸጽባሕ ኣብታ ጽብቕቲ እትበሀል ደገ ቤተ መቕደስ የቐምጥዎ ነበሩ። ንሱ ኸኣ ጴጥሮስን ዮሃንስን ናብ ቤተ መቕደስ ኪኣትዉ ኸም ዝደለዩ ምስ ረአዮምኪምጽዉቱሉ ለመኖምጴጥሮስ ምስ ዮሃንስ ኰይኑ ጠመቶ እሞ፡ ናባና ጠምትበሎ። ንሱ ኸኣ ካባታቶም ገለ ዚረክብ መሲልዎ፡ ተኲሩ ጠመቶም። ጴጥሮስ ከኣ፡ ወርቅን ብሩርን የብለይን፡ እቲ ዘሎኒ ግና እህበካብስም የሱስ ክርስቶስ ናዝሬታዊ ተንስእ እሞ ኺድበሎ

Translation | Context
ማርቆስ 10:46-52 | 12 Helpful votes

ኣብ ያሪኮ ድማ ኣተወ። ካብ ያሪኮ ምስ ደቀ መዛሙርቱን ምስ ብዙሕ ህዝብን ኪወጽእ ከሎ ኸኣ፡ በርጢሜዎስ፡ እቲ ዕዉር ወዲ ጢሜዎስ፡ ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጡ ይልምን ነበረ። የሱስ፡ እቲ ናዝራዊ ምዃኑ ምስ ሰምዔ ድማ፡ ዓው ኡሉየሱስ ወዲ ዳዊት ምሐረኒኪብል ጀመረብዙሓት ድማ ስቕ ኪብል ገንሕዎ፡ ንሱ ግና፥ ኣታ ወዲ ዳዊትምሐረኒ፡ እናበለ ኣዝዩ ጨደረየሱስ ድማ ደው ኢሉ፥ ጸውዕዎበለ። ነቲ ዕዉር ከኣ ጸዊዖምኣጆኻተንስእይጽውዓካ አሎ፡ በልዎተንሲኡባርኖሱ ኣውጺኡ፡ ናብ የሱስ መጸየሱስ ድማ፥ እንታይ ክገብረልካ ትደሊ አሎኻ፧ ኢሉ መለሰሉ። እቲ ዕዉር ከኣ፥ ረቡኒክርኢበሎየሱስ ከኣ፥ ኪድእምነትካ ኣሕወየትካበሎብኡብኡ ረአየ፡ ኣብ መገዲውን ሰዓቦ

Translation | Context
ምሳሌ 31:6-7 | 7 Helpful votes

ብርቱዕ መስተስ ነቲ ናብ ጥፍኣት ዝቐረበ፡ ወይኒ ኸኣ ነቶም ነፍሶም እተመረረት ሰባት ደኣ ሀቡይስተ እሞ ድኽነቱ ይረስዕመከራኡ ኸኣ ኣይዘክር

Translation | Context
ኤፌሶን 2:8-9 | 5 Helpful votes

ሓደ እኳ ኸይምካሕሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካባኻትኩም ኣይኰነን።

Translation | Context