Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

6 bible verses about

astronomy


1ይ ቈረንቶስ 15:41 | 7 Helpful votes

ብኽብርስ ኰዀብ እኳ ኻብ ኰዀብ ይበልጽ እዩ እሞክብሪ ጸሓይ በይኑክብሪ ወርሒ በይኑክብሪ ኸዋኽብቲውን በይኑ እዩ።

Translation | Context
እዮብ 26:7 | 4 Helpful votes

ንሰሜን ኣብ ባዶ ይዝርግሖንምድሪ ኣብ ገለ ዜብሉ የንጠልጥላ

Translation | Context
እዮብ 38:31-33 | 3 Helpful votes

ንማእሰር እቶም ሾብዓተ ኸዋኽብቲ ኽትልቅሞንኦሪዮን ካብ ማእሰሩ ኽትፈትሖዶ ይከኣለካ እዩ፧ ንናይ ማዛሮት ምልክት በብጊዜኡ ኸተውጽኦ፡ ወይስ ንድቢ ምስቶም ደቃ ክትመርሓዶ ይከኣለካ እዩ፧ ንሕጋጋት ሰማይ ትፈልጦ ዲኻ፧ ንምልኩ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እትምድቦኸ ንስኻ ዲኻ፧

Translation | Context
መዝሙር 8:3 | 3 Helpful votes

ንሰማያትካ፣ ነቲ ስራሕ ኣጻብዕካ፣ ንስኻ ዘቘምካዮምወርሕን ከዋኽብትን እንተ ጠመትኩ

Translation | Context
ኣሞጽ 5:8 | 3 Helpful votes

እቲ ንሾብዓተ ኸዋኽብትን ንኦርዮንን ዝገበረ፡ ንድነ ሞት ናብ ወጋሕታ ዚልውጦ ንመዓልቲ ኸኣ ግብ ዝበለ ለይቲ ዚገብሮ፡ ንማያት ባሕሪ ዚጽውዖ፡ ናብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ድማ ዚኸዕዎ፡ ኣብ ልዕሊ ዕርዲ ጥፍኣት ኪመጽእስ፡ ነቲ ሓያል ብድምገት ጥፍኣት ዜውርደሉ፡ ስሙ እግዝኣብሄር እዩ እሞ ድለይዎ።

Translation | Context
መዝሙር 147:4 | 3 Helpful votes

ቊጽሪ ኸዋኽብቲ ይቘጽር፣ ንዅላቶም በብስሞም ይሰምዮም

Translation | Context