Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

armor-bearer


1ይ ሳሙኤል 31:4 | 22 Helpful votes

ሳኦል ድማ ንጋሻ ዛግሬኡ፡ እዞም ዘይግዙራት መጺኦም ወጊኦም ከየላገጹለይሲሴፍካ መስት እሞ ብእኡ ቕተለኒበሎ። እቲ ጋሻ ዛግሬኡ ግና እምብዛ ፈሪሁ ነበረ እሞ፡ ኣበየ። ሽዑ ሳኦል ሴፉ ወሲዱ ኣብ ልዕሊኡ ወደቐ

Translation | Context
1ይ ሳሙኤል 31:5 | 10 Helpful votes

እቲ ጋሻ ዛግሬኡ ኸኣ ሳኦል ሞይቱ ምስ ረአየ፡ ንሱ ድማ ናብ ሴፉ ወደቐ እሞ ምስኡ ሞተ

Translation | Context
1ይ ሳሙኤል 31:4-6 | 9 Helpful votes

ሳኦል ድማ ንጋሻ ዛግሬኡ፡ እዞም ዘይግዙራት መጺኦም ወጊኦም ከየላገጹለይሲሴፍካ መስት እሞ ብእኡ ቕተለኒበሎ። እቲ ጋሻ ዛግሬኡ ግና እምብዛ ፈሪሁ ነበረ እሞ፡ ኣበየ። ሽዑ ሳኦል ሴፉ ወሲዱ ኣብ ልዕሊኡ ወደቐ። እቲ ጋሻ ዛግሬኡ ኸኣ ሳኦል ሞይቱ ምስ ረአየ፡ ንሱ ድማ ናብ ሴፉ ወደቐ እሞ ምስኡ ሞተ። በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ ሳኦልን ሰለስቲኦም ደቁን ጋሻ ዛግሬኡን ኵሎም ሰቡን ብሓደ ሞቱ

Translation | Context
መሳፍንቲ 9:54 | 9 Helpful votes

ሽዑ ነቲ ጐበዝ ጋሻ ዛግሬኡ ቐልጢፉ ጸዊዑሰበይቲ ቐቲላቶ ኸይብሉንስሴፍካ መሲትካ ቕተለኒበሎ። እቲ ጐበዝውን ወግኦሞተ ኸኣ።

Translation | Context