Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

15 bible verses about

age of accountability


ዘዳግም 1:39 | 18 Helpful votes

እቶም ኪማረኹ እዮም ዝበልኩምዎም ቈልዑኹም፡ እቶም ሎሚ ጽቡቕን ክፉእን ዘይፈልጡ ደቅኹም፡ ንሳቶም ኪአትውዋ እዮም፡ ንኣታቶም ክህቦም እየ፡ ኪወርስዋ ኸኣ እዮም።

Translation | Context
ያእቆብ 4:17 | 16 Helpful votes

እምበኣርስኸ እቲ ሰናይ ምግባር ዚፈልጥ እሞ ዘይገብሮ፡ ንእኡ ሓጢኣት ይዀኖ እዩ

Translation | Context
ማቴዎስ 19:14 | 10 Helpful votes

የሱስ ግና፡ መንግስተ ሰማያት ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፡ ሕደጉቈልዑ ናባይ ንምምጻእ ኣይትኸልክልዎም፡ በለ

Translation | Context
ህዝቅኤል 18:20 | 6 Helpful votes

እታ ሓጢኣት እትገብር ነፍሲ እያ እትመውትውሉድ ኣበሳ ወላዲኡ ኣይኪጸውርን፡ ወላዲ ኣበሳ ውሉዱ ኣይክጸውርን እዩ። ጽድቂ እቲ ጻድቕ ኣብ ርእሱ ኪኸውን እዩ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 7:16 | 5 Helpful votes

እቲ ቘልዓ ንእከይ ምእባይ ንሰናይ ከኣ ምሕራይ ከይፈለጠሃገር እቶም እትፈርሆም ዘሎኻ ኽልተ ነገስታ ክትሕደግ እያ።

Translation | Context
ማቴዎስ 18:3 | 5 Helpful votes

በለ ኸኣእንተ ዘይተመለስኩምከም ቈልዓውን እንተ ዘይኰንኩምናብ መንግስተ ሰማያት ከቶ ኸም ዘይትኣትዉብሓቂ እብለኩም አሎኹ።

Translation | Context
ምሳሌ 20:11 | 5 Helpful votes

ቈልዓ እኳ ዕዮኡ ቕኑዕን ንጹህን እንተ ዀነ፡ ብግብሩ ይፍለጥ

Translation | Context
ሮሜ 3:23 | 4 Helpful votes

ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽ ውን ስኢኖም

Translation | Context
ሮሜ 14:12 | 4 Helpful votes

እምብኣርሲ ነፍሲ ወከፍና በብናይ ርእሱ ንኣምላኽ ጸብጻብ ኪህብ እዩ።

Translation | Context
ሉቃስ 2:42-46 | 4 Helpful votes

ንሱ ወዲ ዓሰርተው ክልተ ዓመት ምስ ኰነ ኸኣ፡ ከምቲ ስርዓት በዓል ናብ የሩሳሌም ደየቡ። እተን መዓልትታት ኣእኪሎም ኪምለሱ ኸለዉ ኸኣ፡ የሱስ፡ እቲ ቘልዓ፡ ኣብ የሩሳሌም ተረፈዮሴፍን ኣዲኡን ግና እዚ ኣይፈለጡንምስ ሰብ መገዲ ዘሎ መሲልዎምመገዲ ሓንቲ መዓልቲ ኸዱኣብ ኣዝማዶምን ኣብ ዚፈልጥዎምን ከኣ ደለይዎ። ምስ ሰኣንዎ ኸኣ፡ ኪደልይዎ ናብ የሩሳሌም ተመልሱኰነ ድማ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ኣብ ማእከል መምህራን ተቐሚጡ እናሰምዖምን እናሐተቶምን ረኸብዎ

Translation | Context
ዘሁልቍ 14:28-30 | 3 Helpful votes

በሎም ከኣ፡ ኣነ ህያው እየ፡ ከምቲ ኣብ እዝነይ እተዛረብኩምዎ፡ ከምኡ ኽገብረኩም እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር፡ ኣቱም ዘጉረምረምኩምለይ ኲላትኩም እተቘጸርኩም፡ ከምቲ ዅሉ ቚጽርኹም፡ ካብ ወዲ ዕስራ ዓመት ንላዕሊሬሳኹም ኣብዚ በረኻ እዚ ኺወድቕ እዩ። ናብታ ኣብኣ ከናብረኩም ኢለ ኢደይ ዘልዐልኩላ ምድሪ፡ ብጀካ ካሌብ ወዲ የፋነን እያሱ ወዲ ነዌን፡ ንስኻትኩም ኣይትኣትዉን

Translation | Context
መዝሙር 58:3 | 3 Helpful votes

ረሲአን ካብ ከርሲ ወላዲቶም ጀሚሮም ኣግለሱሓሰውቲ ኻብ ማሕጸን ወላዲቶም ጀሚሮም ተጋገዩ

Translation | Context
ዘጸአት 30:14 | 3 Helpful votes

ነፍስ ወከፍ ኣብቶም ቍጹራት ዝሐለፈወዲ ዕስራ ዓመት ካብኡ ንላዕሊውን፡ እቲ መባእ ንእግዚኣብሄር ይሀብ

Translation | Context
2ይ ሳሙኤል 12:23 | 3 Helpful votes

ሕጂ ኸኣ ንሱ ሞይቱንምንታይ ኢለ እጸውምደጊምዶ ኸምልሶ ይከአለኒ እዩኣነ ናብኡ እኸይድ እምበር፡ ንሱስ ናባይ ኣይኪምለስን እዩ፡ በለ።

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 7:14 | 2 Helpful votes

ነቶም ካልኦት ድማ ኣነ እብል አሎኹ፡ ጐይታ ኣይኰነን፡ እቲ ዘይኣማኒ ሰብኣይ በታ ሰበይቱ ተቐዲሱ እዩ፡ እታ ዘይኣማኒት ሰበይቲውን በቲ ሓው ተቐዲሳ እያ እሞ፡ ከምኡ እንተ ዘይከውንሲ፡ ውሉድኩም ርኹሳት ምዀኑ ነይሮም፡ ሕጂ ግና ቅዱሳን እዮምሓደ ሓው ዘይኣማኒት ሰበይቲ እንተ አላቶ፡ ንሳ ድማ ምስኡ ኽትነብር እንተ ፈተወትኣይፍትሓያሰበይቲውን ዘይኣማኒ ሰብኣይ እንተ ኣለዋ፡ ንሱ ኸኣ ምስኣ ኺነብር እንተ ፈተወ፡ ነቲ ሰብኣያ ኣይትፍትሓዮ

Translation | Context